Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3206
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

ፊያሜታ

Post by Eripoblikan » 18 Jan 2022, 00:57

የእምሮኻን፡ ክእለት ግራፊክስካን፡ ኣብ ረብሓ ህዝብኻ ኣብ ክንዲ ተውዕሎ፡ ንስለ ወልፊ መስተ፡ ባርያ ተኹላ ዓዲ ሓሎ ኮይንካ፡ ክእመን ዘይክእል ሓሶት ትነዝሕ።

ወዮ ደኣ ኣእምሮኻ ብመስተ ደንዚዙ እምበር፡ ከመይ ጌራ እያ ሓንቲ ጓል ኦሮሞ ደጋፊት እዚ ኣቦ-ጥፍኣት ዝኾነ ኢሰያስ ክትከውን፧ :lol: :lol: :lol: