Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3198
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

ህድማ፧ መን ከም ወይን ኣባዳህሪ!

Post by Eripoblikan » 17 Jan 2022, 23:48

ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ዓመት፡ ሰለስተ ግዜ እግረይ ኣውጽእኒ ኢላ ጢጥ!

1. ካብ ኣዲስ ናብ መቀለ ዳርባ እምኒ መንእሰያት ኦሮሞ ፈሪሃ :lol:
2. ካብ መቀለ ናብ በዓቲ ቆላ ተምቤን፡ ፋኖን ፌደራልን ፈሪሃ :lol:
3. ካብ ደብረብርሃን ናብ ራያ፡ ድሮን ቱርኪ ፈሪሃ :lol:

ኣይተ ሓልፊ፡ ሰፋዪ ክዳንካ ክንደይ ይምርቐካ ይኸውን። ንግሆ ንግሆ ስረ እንዳገዛእካሉ :lol: :lol: :lol: