Page 1 of 1

ካሊእ ልሓሸ መማረፂ እሽካብ ለየለ፣!

Posted: 10 Jan 2022, 12:01
by pushkin
ልወልቃይትና ሑሞራ ልምቁጽጻር ቶሎ ጦርነት ይከፈት በይዛኻትኩም። ህዝቢ ትግራይ ብዕፅዋን ከበባን ይሃልቕ እዩ ለሎ። ብኣሸኳይ ልተኸፍለ ትግራዋይ ተኸፊሉ እቲ በሪ ናይ ሱዳን ይከፈት። ብድሕሪኡ ለ ላይ ትግራይ መፃኢ ዕድል ብዓንቀፅ 39 ይወሰን።

ንህፀፅ፣ ምንም ጊዜ የለይ!


ስብሓት ነጋ ዘብሄረ ዓድዋ!