Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 23 Apr 2023, 13:03

  • ዓብደላ ኣል-ቢዔዊ (ዕንድክር/ሓጭሮ) ፥ ስተልወዳዕ (በዓልቲ ዛዕጎል)!!!!
  • !!!!عبدالله البعيو ...ست الودع



Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 27 Apr 2023, 21:58

!!! مجذوب أونسه _ اقدار يانور عيني
መጅዙብ ኡንሳ ፥ ኣቕዳር ያኑር ዔነይ !!!!


!!!!!اقدار يانور عيني | عاطف السماني
ዓጢፍ ኣ(ል)-ሰማኒይ ፥ ኣቕዳር ያ ኑር ዔነይ !!!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 28 Apr 2023, 11:38

ዓጢፍ ኣ(ል)-ሰማኒይ !!!!


Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 09 May 2023, 03:18

  • ነፍስ-ሄር ሳላሕ ቢን ኣል-ባዲያ ፥ ማ ዒሺግተክ ሊጀማለክ !!!


/ ነዛ ደርፊ ነፍስ-ሄር ሳላሕ ቢን ኣል-ባዲያ - ብኤርትራውያን ኣዝዩ ፍቱው ስለ ዝኾነ ሓደ ግዜ ናብ ኣውስትራልያ መጺኡ ከጻውቶምን ከዛናግዖምን ዓዲሞሞ ኔሮም - ትማሊ ኣብ ራድዮ ዓጥባራ(ሱዳን) ምስ ሰማዕክዋ ናብ'ዚ ከምጽኣ ወሲነ ። ብርቱዕ ትሕዝቶ ስለ ዘለዋ ነታ ደርፊ እንዳ ሰማዕክዋ ኣብ ውሽጠይ ከምዚ እንዳ በልኩ ይማላለስ ኔረ ፥

ብጽባቐኺ ዘይኮንኩ ዝፍትወኪ
ናይ ጽቡቓት ጽብቕቲ ስለ ዝኾንኪ!
ብጅግንነትኪ ዘይኮንኩ ዝፈትወኪ
ናይ ዋዕሮታት ዋዕሮ ስለ ዝኾንኪ !
ብንቕሓትኪ ዘይኮንኩ ዝፈትወኪ
ማህደር-ፍልጠት ስለ ዝኾንኪ !
እንታይ ደኣ ጓል ሃገረይ ብምዃንኪ
ጓል ኤረ ጻዕዳ ብምዃንኪ !!!


/
Last edited by Abe Abraham on 09 May 2023, 15:34, edited 1 time in total.

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 09 May 2023, 15:32

  • ነፍስ-ሄር ሳላሕ ቢን ኣል-ባዲያ ( ኣብ ታሪኻዊት ኣስዋን - ደቡብ ምስሪ!) ፥ ኣብናእ ኣል-ኒል ( ደቂ ናይል)!!!



/ ኣብ 7:23 ገጹ እቲ ዓቢ ኣርቲስት " ያላ ታሪኽ ተዓል/ ያላ ታሪኽ ነዓ ! " ይብል ኣብ ስፍራ ታሪኽ ኮይኑ ንታሪኽ እንዳ ጸውዐ !! /


-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 12 May 2023, 17:27

  • ኢማን ኣ(ል)-ሸሪፍ ፥ ሱዳኒያ ሱድ





-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 14 May 2023, 18:31

  • ዓብደላ ዓብደልጋድር ዓብደልማጂድ ብ ዓብደላ ኣል-ቢዔዊ ዝፍለጥ ፥ ማዳም ያ ሓቢብ ሰፈረክ ቡክራ ( ፍቱው መገሻኻ ጽባሕ ካብ ኮነ / ናይ ፈነዋ ደርፊ ) !!!





--
Last edited by Abe Abraham on 19 May 2023, 16:18, edited 1 time in total.

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 18 May 2023, 16:34

  • قطار الشوق - حسين شندي
  • ሑሰይን ሸንዲ ፥ ቒጣር ኣል-ሾግ !!!





-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 22 May 2023, 15:19

  • ﺍﻟﺪﻗﻮ ﻣﻨﻮ ﻳﺎ ﻧﺎﺱ
  • ኣል-ደጎሁ ሚኑ ያ ናስ ? ሰዎች የመቱት ማን ነው ? ኣንቱም ሰባት ዝሃረምዎ መን እዩ ?





-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 26 May 2023, 12:21

ሁዳ ዓረቢ ፥ ሒካያ ቐሪባ !!!!


Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 27 May 2023, 15:22

  • ይና ዓባስ ፥ ኣል-ለይላ ላጌቱ ( ሎም-ምሸት ምስኡ ተራኺበ ፡ ልበይ ብፍሳሃ መሊእዎ ፡ ብስሙ ድማ ጸዊዐዮ )!!!!



Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 03 Jun 2023, 11:59

  • !!!!الأمين عبد الغفار ناس معزتنا
ነፍስ-ሄር ኣል-ኣሚን ዓብድ ኣል-ቐፋር ፥ ናስ መዓዘትና
( እቶም ኣዝዮም ንፈትዎምን ብዘይካኦም ካልእ ዘይንደልን ተፈልዮምና(ብመገሻ) ከይዶም ፡ እዋይ ክጥዕም ተዘክሮታቶም -- ናይ መገሻን ምርሕሓቕን ናፍቖትን ደርፊ ። )


Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 11 Jun 2023, 16:56


  • ጀማል ፈርፉር ፥ ኣል-ሌላ ላጌቱ !!!

  • ፈይሰል ሳላሕ ፥ ኣል-ሌላ ላጌቱ !!!!





-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 25 Jun 2023, 17:30

  • ይና ዓባስ ፥ ኣልቢየስኣል ማ ብየቱህ / ዘጣይቕ (መንገዲ) ኣይጠፍእን እዩ !!!




-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 28 Jun 2023, 14:04

ይና ዓባስ ፥ ኣ(ል)-ሸምስ ቓበት ወይኑ ኣል-ቐመር ጠይብ ( ጸሓይሲ ዓሪባ 'ሞ ወርሒ ደኣ ኣበይ ኣሎ!/ወርሒ እቲ ትፈትዎን ትጽበዮን መቋጽርታ ማለት እዩ። )!!!!!!




-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 06 Jul 2023, 12:08

  • ይና ዓባስ ፥ ያ ዓሰል ራይግ ሙሰፋ !!!!!!




  • ነፍስ-ሄር ዓብድ ኣል-ዓዚዝ ኣል-ሙባረክ ፥ ያ ዓሰል ራይግ ሙሰፋ !!!



/
ሓደ ካብ እቶም ሱዳን ዘፍረየቶም ኣዝዮም ዓበይቲ ስነ-ጥበባውያን ኣል-ፈናን ዓብድ ኣል-ዓዚዝ ኣል-ሙባረክ ኣብ ሃገራዊ ፌስታና ንክካፈል ብዕድመ ናብ ኣስመራ ምስ መጽአ ኣብ ከተማ ሓደ ንዕዑ ዝመስል ኤርትራዊ ምስ ረኸበ ተሓጒሱ " እዚ ነዓይ ኣብ መንጎና ገለ ምትእስሳር ከም ዘሎ እዩ ዘርእየኒ " ኢሉ።

/


-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 23 Jul 2023, 17:20

ኢንሳፍ መደኒ ፥ ኣ(ል)ዞል ዳ ማ ዳይራ(ሁ) / (ኣነ) ነዚ ሰብ እዚ ኣይደልዮን እየ /!!!!!!!



ሃላ ዑመር !!!!!!



ኢማን ኣ(ል)-ሸሪፍ !!!!!


Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 11 Aug 2023, 11:10

  • ይና ዓባስ ፥ ሰባት ልቦም ሕስድና መሊኡ !!!!!!!




-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 14 Aug 2023, 14:49

  • ኢማን ኣ(ል)-ሸሪፍ ፥ ታይታኒክ !!!!!!!!



  • ጀላቢያ ቤዳ ዎ ኣ(ል)-ሻል ለፈሖ
    ፊ ሲሊክ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    ታይታኒክ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ!

    ኣል-ጣጊያ ቤዳ ዎ ኣ(ል)-ሻል ለፈሖ
    ፊ ኣል-ኸሊፍ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    በልከቲፍ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ጀላቢያ ቤዳ ዎ ኣ(ል)-ሻል ለፈሖ
    ፊ ሲሊክ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    ታይታኒክ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ!

    ኣል-ዒሪስ ኣል-ዒሪስ ያ ሓቢብ ቐሎህ
    ፊ ሲዒር ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    በሺዒር ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    ታይታኒክ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ!

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    በልከቲፍ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    በሺዒር ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    ታይታኒክ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ!

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    በልከቲፍ ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !

    ኣጉለክ ሓጃ ኣል-ረጊስ ገለቦ
    በሺዒር ያ ውሌድ ኣ(ል)-ናስ !


ግጥሚ ናይ ደርፊ ፥ ብ የሕያ ጁምዓ ኣል-መጅኑኒ
ዜማ ፥ ካብ ያታዊ ውርሻ (ቱራስ)



-

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኢብራሂምን ዑመር ኣል-ኣሚንን ፥ ገሰት ኣል-ዱኒያ ዓለያ

Post by Abe Abraham » 04 Sep 2023, 14:22

  • ኢብራሂም ሑሰይን/ዓብድ ኣል-ቓድር ሳልም/ዑስማን ሙስጠፋ/ዓብድ ኣል-ኻልቕ ዓብደላ ፥ ተዒሽ ኢንታ ዎ የዱም ኸይረክ!!

إبراهيم حسين/عبدالقادر سالم/عثمان مصطفى وعبدالخالق عبدالله - تعيش أنت ويدوم خيرك


Post Reply