Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ክልተ ሓደስቲ ዝተመደኑ ተጋሩ ኣብ ሓደ ባር ኣብ ምዕራብ ! ( ሓላፊን ኣክሱምኤዛናን!)

Post by Abe Abraham » 04 Dec 2021, 04:12

  • ኣብ ሓደ ባር ኣብ ምዕራብ

    ኣክሱምኤዛና ፥ ኣታዮ ሓላፊ መንገዲ ሕደግ ኣታ ወዲ እዞም ልትርእዮም ጨዓዱ እንታይ እዮም ልገብሩ ለለዉ ?

    ሓላፊ ፥ ኣታዮ ቀው ኢልካ ለይጥመትይ ከየላህሙኻ ! መዓር ኻም ላይ ዓቢ-ዓዲ እዮም ልሰትዩ ለለዉ ።

    ኣክሱምኤዛና ፥ ኣነስ ኻምኡ ልመስል መዓር ርእየ ለይፈልጥይ እንትርፎ ቅሩብ ኡቲ ሕውሩ ።

    ሓላፊ ፥ ኣታዩ ሱቕ ኢልካማ ዓው-ዓው ኣይትበልይ። መዓርዩ ኡቲ ልይነቱ ኣው ኣጸማሙቓን ኣቃራርባን እዩ።

    ኣክሱምኤዛና ፥ መዓር ይኾን ግዛዕ ይኾን ስሚ ይኾን ምስ ለኸፍካዩ እዩ ልፍለጥ ።

    ሓላፊ ፥ ኡዚማ እንታይ እንኤዎ ቀሊል ለኾነይ ፡ ለዛ ኣሳሳይት ኣቲዮ በላሞ ክንእዝዝ ።

    ኣክሱምኤዛና ፥ ኣትዮ ኣትዮ ማን ዎኪን ቦትል ፕሊስ ።

    ኣሳሳይት ፥ ሂር ኢዝ ዩር ጆኒ ዎከር ።

    ሓላፊ ፥ ኻብ ቀዳሕና ኻምቲ እዞም ጸዓዱ ቺየርስ ቺየርስ እላበሉ ክገብርዎ ልጸነሑ ዶ ክንገብር ?

    ኣክሱምኤዛና ፥ ጉዳም እምበይ ኳባያ እላ ኣጋጨኻ ቺዕርስ ቺዕርስ !

    ድሕሪ ቢክየሪታት ምግጫውን ችየርስ ችየርስ ምብህሃል ሓላፊን ኣክሱምኤዛናን ኣብ ምስሕሓብ ይእትዉ - መጀመርታ መን ይስተ !

    ኣክሱምኤዛና ፥ ኣታዮ ስተይንዶ!!

    ሓላፊ ፥ ንስኻ እምበይ!!

    ኣክሱምኤዛና ፥ ንስኻ ካብ ኣበኻ ኣነ ካብ ኣበኹ ካልእ መፍትሔ እኔአዎ

    ሓላፊ ፥ ኣታዩ ኣየናይ?

    ኣክሱምኤዛና
    ፥ ንስኻ ቀዲምካ ምልካፍ ካብ ኣበኻ ኣነውን ካብ ኣበኹ ልሓሸ ነኖይ ክሰትያልና ክነምጽአን !!

    ሓላፊ ፥ ኣታዩ ኺድማ ተላይ ላብ ትግራይ !! ዋይ ዋይ ! ሰብዶ ከይሰተየ ይሰክር! ኣብ 'ዚማ ጉዳማት ተጋሩ እነኤና !!

Axumezana
Senior Member
Posts: 13224
Joined: 27 Jan 2020, 23:15

Re: ክልተ ሓደስቲ ዝተመደኑ ተጋሩ ኣብ ሓደ ባር ኣብ ምዕራብ ! ( ሓላፊን ኣክሱምኤዛናን!)

Post by Axumezana » 04 Dec 2021, 04:37

Ascari slaves are good for nothing except to be the slaves of their Tigrayan master mafia Isaias. There is nothing that makes one feel happy than to know the fact that ascari slaves that make empty bravado in this forum and elsewhere have been under the heavy yoke of the Tigrayan " Wedi Mulu Berad" from Yeha for more than 30 years!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ክልተ ሓደስቲ ዝተመደኑ ተጋሩ ኣብ ሓደ ባር ኣብ ምዕራብ ! ( ሓላፊን ኣክሱምኤዛናን!)

Post by Abe Abraham » 04 Dec 2021, 07:23

Axumezana wrote:
04 Dec 2021, 04:37
Ascari slaves are good for nothing except to be the slaves of their Tigrayan master mafia Isaias. There is nothing that makes one feel happy than to know the fact that ascari slaves that make empty bravado in this forum and elsewhere have been under the heavy yoke of the Tigrayan " Wedi Mulu Berad" from Yeha for more than 30 years!
We are from ሰሓርቲ ሓማሴን !! ምስ ሰሓርታይ ምድፋር ኣየዋጽእን እዩ ። I am proud of my uncle Issaias Afeworki Abraham !!!!!!!!!!!!!

Post Reply