-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
ኣብ'ዚ ዝሕለፈ ሳልስቲ፣ ኣብ ደንበ ተጋሩ ካብ ዝተጻሕፉ ኮሜንትታት ሳምፕል:- (ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)
አረ ምንም ልተፈጥረ ችግር የልቦይ! ናይ ፀላኢ ናይ ስነልቦና ጦርነት እዩ።
-ተጋሩ፣ አረ ንደማመፅ! ህግደፍ ለጋውሕዎ ለለዉ ፕሮፓጋንዳ እዩ።
-ኣንፈት ምቕያር ኣብ ጦርነት ሕጊ ለሎ እዩ!
-ጦርነት እኮ ላይ ዓርሱ ሕጊ እንኤዎ!
- ፀረ ድሮን መሳርያ የለይ ድዩ ኾይኑ፣ ስለምንታይ ከ እዩ ብኣሽኳይ ለይዕደግ?
-አረ ምንም ብኽያትይ ኣውያትይ ኣየድልይ! ተጋሩ፣ እስቲ ንሓርን!
-አረ መስሓቕ ኤርትራውያን ኣይትግበሩናዋ!
- ኢለ ኔረ እኮ እየ፣ እንታይማ ላብ ሸዋ ለኽይድ እንኤና፣ ቅድም ላብ ኣስመራ ለይንኸድ ነበርና!
- ኢለ ኔረ እኮ እየ፣ ኦበሳንጆ፣ ላይ ዓርሱ ላይ ቦኮሓራም ጉዳይ እንተይፈተሐ፣ ክሽምግል እየ ምባሉ ለይጥዕም ነገር ከም ለሎ ጠርጢረ ኔረ እየ!
- እዘን ኣብ ስዐድዓረብ ለለኽን ተጋሩ እንታይ እዩ'ማ ጉድክን፣ ኣብ ቲክቶክ መፂኻ ብኽያት ንመን እዩ ክጠቅም? ኣብ ጦርነት ሞት እኮ ለሎን ልነበረን እኮ እዩ። አረ በይዛኻትክን ኣደብ ግበራ! መውቅዒና በትሪ ኣይተቐብላኦም።
- እዚ እንተኾይኑ፣ ሲጀመር ጦርነት ልምንታይ ኣድለየ!
- ተጋሩ፣ ልኣሜሪካና ኣውሮፓ ኣሚንካ ኣየዋጽኣናይ፣ ልዓርስና ካብ ምጥንኻር ወጻኢ ካሊእ መማረፂ የብልናይ።
- እዚ ኦባሳንጆ ልበሃል ከርናፍ ክሽምግል እየ ኢሉ ከይመፅእ ይተሓሰበሉ፣ እታ ድሮን ንሱ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ከደ ወድያው መፅያ እያ ትድብድብ ዘላ።
- እዚ ኩሉ እንትኾን፣ እቲ ስዬ ኣብርሃ ኸ ስቕ ድዩ ልብል? ቢያንስ ኣቕጣጫ ኣየመላኽትይ ዶ?
- ዓፋር ምስ ትምክሕተኛ ወጊኑ ምሕላፍ ክኽልክለና እዩ ኢለ ልደቒቕ እውን ሓሲበዮ ኣይፈልጥይ ኔረ።
- ፀላኢ ብወረኢሉ ቆሪጹ ናብ ኣምደወርቅ ይግስግስ ኣሎ፣ ትኹረት ይወሃቦ።
- ጋሸናይ ጭፍራይ እንተሒዞሞ ደኣ እዚ ብኣንፈት ወሎን ሸዋን ዘሎ TDF ብበይ ጌሩ እዩ ናብ ትግራይ ክኣቲይ? ኣንቱም ሰባት ተጨኒቕና'ኮ!
- ወልቃይት ሕሞራ እንተየምለስካ እንታይ ላብ ሽዋ ለኽይድ እንኤና? ልተኸፍለ ተኸፊሉ ላይ ወልቃይት ሕሞራ ድንበር ለይክፈት። አረ ሓመምና'ኮ?
ሓደ ኣብ ቻይና Masters ጌሩ ዝመጸ ናይ ዩኒቨርሲቲ መቐለ መምህር ድማ:-
"ቻይናዊ Sun Tzu ልጸሓፎ The art of War ልብል ታዋቂ መጽሓፍ እኒኦ፣ ኣንፈት ምቕያር ከም ምጥቃዕ እዩ ልሓስቦ፣ ስለ'ዚ ምንም ችግር የብሉይ ምጭናቕ ኣየድልይ"
- ለትሸይ ኣይትብከዪ፣ ክድውል እየ።
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
Re: ኣብ'ዚ ዝሕለፈ ሳልስቲ፣ ኣብ ደንበ ተጋሩ ካብ ዝተጻሕፉ ኮሜንትታት ሳምፕል:- (ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)
pushkin wrote: ↑03 Dec 2021, 19:50

- Posts: 7993
- Joined: 29 Jan 2020, 21:44

- Posts: 8533
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ኣብ'ዚ ዝሕለፈ ሳልስቲ፣ ኣብ ደንበ ተጋሩ ካብ ዝተጻሕፉ ኮሜንትታት ሳምፕል:- (ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)
ሙስዙይ ተፃሒፉ ዝኒኦ ርእይቶታት (ገሊኡ እንኳ ፅሕተራ ኡዩ) ምስ ማብዛሕትኡ ይስማዕማዕ ኡየ። ቦተለይ ቦተለይ ኡቲ <<ጋሸናይ ጭፍራይ እንተሒዞሞ ደኣ እዚ ብኣንፈት ወሎን ሸዋን ዘሎ TDF ብበይ ጌሩ እዩ ናብ ትግራይ ክኣቲይ? ኣንቱም ሰባት ተጨኒቕናእኮ፦ >> ልብል ርእይቶ ብዛንበብኩ መዓንጣይ ቆሪፁኒ፣ ተስፋይ ጸልሚቱ ድንግርግር ኢሉኒ፣ ኣብራኸይ ደኺሙ ጠሊሙኒ፣ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ!
-
- Senior Member
- Posts: 12657
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
-
- Member+
- Posts: 5928
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Re: ኣብ'ዚ ዝሕለፈ ሳልስቲ፣ ኣብ ደንበ ተጋሩ ካብ ዝተጻሕፉ ኮሜንትታት ሳምፕል:- (ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)
ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ,
PRICELESS,
Everything Agames say is a joke.
PRICELESS,
Everything Agames say is a joke.
-
- Senior Member
- Posts: 12657
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: ኣብ'ዚ ዝሕለፈ ሳልስቲ፣ ኣብ ደንበ ተጋሩ ካብ ዝተጻሕፉ ኮሜንትታት ሳምፕል:- (ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)
HAHAHAHAHAHAHAHAHAHA HAHAHAHAHAHAHAHAHAHA

I come back to this thread whenever I need a good laugh.
-
- Senior Member
- Posts: 12657
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
-
- Senior Member
- Posts: 12657
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: ኣብ'ዚ ዝሕለፈ ሳልስቲ፣ ኣብ ደንበ ተጋሩ ካብ ዝተጻሕፉ ኮሜንትታት ሳምፕል:- (ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)
I needed a good laugh today!
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42