Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ሓዳስ ደርፊ ናይ ትግራይ! ምስ ዕሙር ዋጣን ከበሮን !! "ክምለስ ደልየ ላብ ትግራይ!! ዓጽዩኒ ኣንደሞ ኣምሓራይ!!"

Post by Abe Abraham » 01 Dec 2021, 00:49

  • ሓዳስ ደርፊ ናይ ትግራይ! ምስ ዕሙር ዋጣን ከበሮን !! "ክምለስ ደልየ ላብ ትግራይ!! ዓጽዩኒ ኣንደሞ ኣምሓራይ!!"



    ክምለስ ደልየ
    ላብ ትግራይ!!
    ዓጽዩኒ ኣንደሞ
    ኣምሓራይ!!

    ኣብ ወሎ
    ክጸንሕ
    ለይከኣልኩይ
    እላ በላዕኩ
    ቆሎ!!

    ኣብ ሸዋ
    ክጸንሕ
    ለይከኣልኩይ
    እላ ሰተኹ
    ስዋ!!!

    ድሮኒት
    ካው ላዕሊ
    ቆርማሚት!!

    ብድሽቃ
    ከብድና
    ቦርቒቓ!!

    'ታ ጥይት
    ርእስና መንጣሊት!!


    ክምለስ ደልየ
    ላብ ትግራይ
    ዓጽዩኒ ኣንደሞ
    ኣምሓራይ!!!

    ኣታዮ ልኺድማ ... ላበይ ? ላብ ገደል ? ዋይ ዋይ ! እላፈለጥካ ዶ ነብስኻ ላብ ገደል ይእተይ !!!