- ሓዳስ ደርፊ ናይ ትግራይ! ምስ ዕሙር ዋጣን ከበሮን !! "ክምለስ ደልየ ላብ ትግራይ!! ዓጽዩኒ ኣንደሞ ኣምሓራይ!!"
ክምለስ ደልየ
ላብ ትግራይ!!
ዓጽዩኒ ኣንደሞ
ኣምሓራይ!!
ኣብ ወሎ
ክጸንሕ
ለይከኣልኩይ
እላ በላዕኩ
ቆሎ!!
ኣብ ሸዋ
ክጸንሕ
ለይከኣልኩይ
እላ ሰተኹ
ስዋ!!!
ድሮኒት
ካው ላዕሊ
ቆርማሚት!!
ብድሽቃ
ከብድና
ቦርቒቓ!!
'ታ ጥይት
ርእስና መንጣሊት!!
ክምለስ ደልየ
ላብ ትግራይ
ዓጽዩኒ ኣንደሞ
ኣምሓራይ!!!
ኣታዮ ልኺድማ ... ላበይ ? ላብ ገደል ? ዋይ ዋይ ! እላፈለጥካ ዶ ነብስኻ ላብ ገደል ይእተይ !!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00