- ፕሮፈሰር ክንዲያ ወደይ ነዲኡ ምድማጽ ኣብይዋ ክብሉ እንከለዉ እንታይ ማለቶም እዩ ?
ብናይ ትግራይ ኣዘራርባ " ወደይ ነዲኡ ምስማዕ ኣብይዋ ። ምእዛዝ ኣብይዋ ። " ማለት እዩ ። ንተጋሩ ኣብ መዓልታዊ መነባብሮኦም ብዙሓት ሽግርን ምድንጋርን ዝፈጥራሎም ናይ ትግርኛ ቃላት ኣለዋ ። ንኣብነት ምዝካር ትብል ቃል ከም ምስማዕ ሴማዊ መሰረት ስለ ዘለዋን ቅሩብ ጊር ስለ ትብሎምን ኣብ ክንዳኣ " ማስታወስ'' ይመርጹ ።
ተስታውስዮ* ዶ
ኣብ ሃገረ-ሰላም
ኮፍ ኢልና
ክንሳዓዓም
ኣብቲ ድቕ-ድቕ
ጸላም !!!
* ትዝክርዮ
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00