Please wait, video is loading...
-
- Senior Member
- Posts: 10186
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
ስዉእ ተጋዳላይ ዑቑባጋብር - ወየንቲ ትግራይ ተላዒሎም ! When did he sing this song?
When did he sing this song? I thought he died in the 1970s.
-
- Member+
- Posts: 5507
- Joined: 14 Feb 2020, 04:27
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ስዉእ ተጋዳላይ ዑቑባጋብር - ወየንቲ ትግራይ ተላዒሎም ! When did he sing this song?
እቲ ዓቢ መምህርና ጅግና ስውእ ተጋዳላይ ዕቝባጋብር፡ ወየንቲ ተላዒሎም ቢሉ ዝደረፈሎም፡ ንወየንቲ ትግራይ ገና ብዕሸሎም እንከለዉ ኢዩ። ነቶም ፍትሓዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተረድኦምሞ፡ ምእንቲ እዚ ቅኑዕ ዕላማ፡ ህይወቶም በጃ ንምሃብ ሰጋእ ዘይበሉ ጀጋኑ ተጋደልቲ ወያነ ትግራይ፡ ግጥምን ዜማን ኣዋሲቡ ናይ ምትብባዕ መዘከርታ ጌሩሎም። ንበኣል መን እንተተባህለ ድማ ንበኣል ሙሴ (መሓሪ) ተኽለ፡ ንበኣል ሓየሎም ኣርኣያ ወዘተ የጠቓልል። ነቶም ብሕስድናን ቕንዒን ተጎቢዖም፡ ምስ ዓለማት ኣሻርዮም፡ ተለኣኣኽቲ ወይ ከደምቲ ኪኾኑ ዝመረጹን፡ አንጻር ዘዕጠቆምን ዘስነቆምን ህዝብን መንግስትን ሃገረ ኤርትራ ክፋእ ክኣልሙ ከይደቀሱ ዚሓድሩ ዝነበሩ ባእታታት ወያነ ትግራይ ግን እዙይ ደርፊ ከምዘይምልከት፡ ኤርትራዉያን ደያኑ መስመርን ማእከልን ብኣኽብሮት ክንገልጸልካ ንፈቱ።