Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
wegri
Member
Posts: 913
Joined: 23 Feb 2013, 05:49

Breaking News! Alameda Textile Factory Demolished!

Post by wegri » 24 Oct 2021, 09:03

Almeda Textile Factory demolished!!!

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ንወግዓዊ ዩኒፎርም ፌዴራል ሰራዊት ኢትዮጵያን ንወግዓዊ ዩኒፎርም ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ኣመሳሲሉ ብምስራሕ፣ ንእከይ ተግባራት ንኽውዕሉ ኣብ ልዕሊ ክገብር ዝጸንሐ ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ (Almeda Textile Factory) ብዝወሰዶ በርቃዊ ናይ ድሮንን ነፈርቲ ውግእን መጥቃዕቲ፣ እቲ ትካል፣ ሙሉእ ንሙሉእ ካብ ጠቕሚ ወጻኢ ኮይኑ ኣሎ።

እዚ ኣብ ዓድዋ ተደኲኑ ዝርከብ ፋብሪካ፣ ዋንነቱ ናይ ብጁንታ ትግራይ ዝውነን ዝነበረ "ኢፈርት ኮንግሎመሬት" ዝተባህለ ናይ ማፍያ ጽላል ኩባንያ እዩ።

እዚ ናይ ድሮንን ነፈርቲ ውግእን መጥቃዕቲ፣ ኣብ ዝስዕብ መዓልታት እውን ኣብ ኣገደስቲ ስትራተጂካውያን ትካላት፣ መደበራት ታዕሊም፣ መኽዘናት ኣጽዋር፣ ናይ ሎጀስቲክስ ቀረብ መተሓላለፊ መስመራት፣ ብጻዕቒ ክቕጽል ትጽቢት ይግበር። :mrgreen:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: Breaking News! Alameda Textile Factory Demolished!

Post by Abe Abraham » 24 Oct 2021, 13:42

ሕዚ ግርም ፡ እዙይ ላይመጀመርታን ሻነን እዩ ። ልደለይቲ ሰላምን ምርግጋእን ለሐጉስ ብሽራት እዩ ።

Post Reply