-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
"ወያነ ልህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣቃቲሉ ልዘልኣለም ላብ ላይ ስልጣን ኮርቻ ተሰቒሉ ሸነን ልብል መሲልዎ ኔሩ።ኣይተ ስዩም ልኢትዮ ልምስባኽ..."
"ወያነ ልህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራ ኣቃቲሉ ልዘልኣለም ላብ ላይ ስልጣን ኮርቻ ተሰቒሉ ሸነን ልብል መሲልዎ ኔሩ።ኣይተ ስዩም ልኢትዮ ልምስባኽ ' ኤርትራ ኽትተራምስኩም እያ ትደሊ 'ይብሉታ ኔሮም ።ሕዚ መን ልኢትዮጵያ ኸተራምሳን ኽሓማምሳን ኻም ልደሊ በሪሁ ኣሎ ። ምዉት ለይኽሰስይ ፡ ኡቲ ሓቂ ግን ንሱ እዩ ። " ---- ለባም ትግራዋይ
* ብዘይካ "መተራመስ" ኣይተ ስዩም ሓንቲ ኣዝዮ ዝፈትዋ "መሸማቀቅ" ትባሃል ቃል ኔራ ። ነዘን ክልተ ቃላት 'ዚአን ቀደም ሳልሳይ-ራብዓይ ክፍሊ እንከለና ኣይወሰድናየንን ኔርና ። ንመጀመርታ ግዜ ምስ ሰማዕክወን " መተራመስ " ከምዚ " ምርማስ " ዶ ይኸውን ? " መሸማቀቅ " ከኣ ከምዚ ናይሎን ክዳን " ዝሸማቐቕ " ዶ ይኸውን ? ዝብላ ሓሳባት ኣብ ሓንጎለይ ተማላሊሰን ።
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00