Page 1 of 1

ዳዊት ገብረ-እግዚኣብሄር ( ኣቦ ፍትለ ) ሰላምን ቢዝነስን ንግበር እንተበሎም ወያነ ብኣኸደምቶም ተድፊኦም ምስማዕ ኣብየሞ ! ወዲ ሃይለ ወተሃደር እዩ ፡ ወዲ ወረደ 'ውን ከም'ኡ

Posted: 20 Oct 2021, 12:02
by Abe Abraham


ዳዊት ገብረ-እግዚኣብሄር ( ኣቦ ፍትለ ) ሰላምን ቢዝነስን ንግበር እንተበሎም ወያነ ብኣኸደምቶም ተዳፋፊኦም ምስማዕ ኣብየሞ ! ምግበይ ወዲ ሃይለ ወተሃደር እዩ ፡ ታደሰ ወዲ ወረደ 'ውን ከም'ኡ ፡ ደብሪጭ ከኣ መርዛም ኣይኮነን ፡ ፍትለ ከምዛ ትርእይዋ ፡ ጌቹ 'ዚ ኣባ-ጓይላ ...መን'ዩ 'ሞ ንትግራይ ናብ ገደል ዘእትዋ ዘሎ ? ኣኸደምቲ ጸዓዱ እምበር ከመይ ጌሩ ደኣ ሓደ ናይ ትግርኛ ስልጣነ ዋላ ብመጠኑ ዝቐሰመ ስብ ከምዚ ይገብር ?



ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ኣብራሃም ካብ 'ዚ ዝበለ እንታይ ክገብር ? ንሕና ካብ 'ዚ ዝበለ እንታይ ክንገብር ? ጻዕዳ ንትግራይ ልቐቃ እንተ ተባህለ ልዕሊ ዕስራ ዓመት እምቢ ኢሉ ናብ 'ዚ ንርእዮ ዘሎና ኩነታት ኣምሪሑ !!


እቲ ምኽሪ " ኣይፋልካን ደብሪጭ ፡ ኣይፋልኩምን !! ደብረ-ጽዮን ሕስብሉ ! " ኔሩ ቅድሚ ደርሆ ም(ስ)ነቀው ኣብ መቐለ ኣብ ዘይሰዓቱ ማለት እዩ !!!!