Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Aba
Member
Posts: 4018
Joined: 15 Apr 2011, 17:52

A Pentecostal church in Sweden that rented space to the tyrannical junta regrets it ...

Post by Aba » 19 Oct 2021, 15:48

Please wait, video is loading...

Aba
Member
Posts: 4018
Joined: 15 Apr 2011, 17:52

Re: A Pentecostal church in Sweden that rented space to the tyrannical junta regrets it ...

Post by Aba » 19 Oct 2021, 17:45

ካብ ህግደፍ ኣደናጊሮም ዘእተዉዎ እትዊት ክራይ ኣዳራሽ፡ ናይ #ሓጥያት ገንዘብ ስለዝኾነ፡ ን charity ሂብናዮ ኣለና ይብሉ ኣለዉ #ስዊዳዉያን።

እሞ ነቶም ግዳያት ናይ #ሊብያ ተትህብዎም ኣዝዩ ምሓሸ።

Aba
Member
Posts: 4018
Joined: 15 Apr 2011, 17:52

Re: A Pentecostal church in Sweden that rented space to the tyrannical junta regrets it ...

Post by Aba » 19 Oct 2021, 18:02

Please wait, video is loading...

Aba
Member
Posts: 4018
Joined: 15 Apr 2011, 17:52

Re: A Pentecostal church in Sweden that rented space to the tyrannical junta regrets it ...

Post by Aba » 19 Oct 2021, 21:07

ድምጽኻ ምስማዕ ፡ ጸቕጢ ምግባር ዋጋ ኣለዎ !!! እቶም ኣብዚ ኣብ ስቶክሆልም ቀዳም ህግደፍ ተሓቢኡ ኣኼባ ክገብረሉ ኣዳራሾም ዘካረዩዎ ናይ ፔንተ ኮስታል ቤተ ክርስትያን ፊላደልፍያ ሺርካን Filadelfiakyrkan በቲ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን-ሽወደናውያን ተሰናቢዶም ድሮ በቲ ከየጽንዑ ዝወሰዱዎ ምስ ህግደፍ ርክብ ንዘለዎም ኣካላት ናይ ምክራይ ውሳኔ ምጥዓሶም ብምግላጽ ነቲ ካብቲ ክራይ ዘእተዉዎ ኣታዊ'ዉን ንOPEN DOORS ማለት ብሰንኪ እምነቶም ንዝግፍዑ ክርስትያናት ዝሕግዝ ማሕበር ወፍዮሞ ኣለዉ ።

በዚ ኣጋጣሚ ኣብ መላእ ዓለም ምስ ህግደፍ ከም ስሩዓቱ ኢድን ጓንትን ኮይኖም ዝሰርሑ ኣካላት ናይ ቤተ ክርስትያን ፔንተ ኮስታል ምህላዎም ክገልጽ ይደሊ ፡ ንሳቶም ድማ ካብ ተራ ኣባላት ናይ ኣብያተ ክርስትያናት ክሳብ ብደረጃ ፓስተርነት ዘገልግሉ ይርከቡዎም ። ብዝኾነ ነቶም ተቐላጢፍኩም ተቓውሞኹም ዘስማዕኩም ኣዝየ የመስግነኩም !!! ኣጆና ! ዝረኸብናያ እምኒ ናብ ህግደፍ ምድርባይ ኣይንሕመቕ ፡ ካብ ጓል መንገዲ ንጠንቀቕ !!!

ኣብ Dagen.se ናይ ዝወጸ ክልቲኡ ዜናታት ሊንክ ይስዕብ

https://www.dagen.se/…/ilska-nar-filade ... n-hyrde-ut…/
https://www.dagen.se/…/filadelfiakyrkan ... ritrea-uth…/

Post Reply