ዕሙር ዋጣ ፡ ዕሙር ጓይላ!!
ኣብ ደስየ
ክህርስ እየ ኣነ
ተመስየ !
ኮምቦልቻ
ክቖርስ እየ
ቅጫ
ንጽቢሒቱ !!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
ትማሊ ዘይ ከምዛ ሎሚ ተጋሩ ብዕሙር ዋጣ ተሰንዮም ከም'ዚ ኢሎም ይደርፉ ኔሮም!! ሃ ሃ ሃ!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ትማሊ ዘይ ከምዛ ሎሚ ተጋሩ ብዕሙር ዋጣ ተሰንዮም ከም'ዚ ኢሎም ይደርፉ ኔሮም!! ሃ ሃ ሃ!!!!
ብዝሕ ዝበለ ብረታት ማሪኽና ፡ ብዝሕ ዝበሉ ማሪኽና ፡ ሓዳሽ ታንኪ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲ ካብ ዓሊባባ ማሪኽና ....ወዘተረፈ!!!! መወዳእታኡ እንታይ እዩ ላይ እዚ ስሉኽ-ምሉኽ ኻም ላይ ተመን ? ኣንቱም ሰባት መንእሰያትን ኣቖልዑት ትግራይን ንከንቱ ይእለሹ እኳ እዮም ዘለዉ ። ተጋሩ ሕሰብሉ !!!
ኣነ ኣይሰምዕን'የ ( ኣነ ኣየዳምጽን እየ ብትግራይኛ )
ገበን ክፍጽም'የ
ገደል ክኣቲ'የ
እንዳበልካ ይጥፋእ ዶ ?
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ትማሊ ዘይ ከምዛ ሎሚ ተጋሩ ብዕሙር ዋጣ ተሰንዮም ከም'ዚ ኢሎም ይደርፉ ኔሮም!! ሃ ሃ ሃ!!!!
ደሴ ላብ ኣዲስ ኣበባ ኻይትኸይድ ዓጊትና ሒዝናያ ፡ ኣው ልዒሊ ደሴ ከፍ ኢልና ብዶሽቃ ልኳሻሕ እንኤና ፡ " ላው ደስየ ክህርስየ ተመስየ " ፡ "ኮምቦልቻ ክቖርስ እየ ቅጫ ፡ ልጽብሒቱ" ኻም ለይተባህለ ሕዚ ላው ደሴ ገጽና ንግስግስ እኔአና ይበሃል ኣሎ ! ዋይ ዋይ ! ጸጽርግያ ሒዝካ እላ ተጓዓዝካስ ግዛዕዶ ሊጥ ዶ ተቋጻጺርና ዶ!!