Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum


Digital Weyane
Member+
Posts: 8489
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: (((BREAKING NEWS)))Video Of: መቀሌ ለመግባት የመጨረሻውን ትዕዛዝ እየጠበቅን ነው:--መከላከያ የመጨረሻ ዝግጅት:==ጁንታውን ሳናጠፋ መመለስ የለም!!! WEEY GUUD

Post by Digital Weyane » 24 Sep 2021, 01:07

መከላከያ ላብ መቐለ ልአትዉ ተኾይኖም በይዛኹም ኡዛ ትስዕብ ዳብዳቤ ልኡኖይ ኸተብፅሑለይ ብአውነ አረጋዊ ስም ይላበወኩም። :roll:


  • ኡቱ መሪር ናፍቖተን ኻም ሊጥ ዝፀምአኒ ክብርቲ ኡኖይ፣ ኻመይ እኒኤን፣ ዳሕና ድየን??

    አነ ብበኩለይ ልበይ ምስ አዶ ትግራይ ፣ ቀልበይ አው ዶላር ምእራይ ኾይኑ ፣ ላይ ውጭ አገር ኑሮ አይተመቸየንን። ክርእየክን ከየመፅእ ኡቶም አሸበርቲ ወያነ አስገዲዶም ላው ጦርነት ኻያእትዉኒ ፈሪሔ ኡየ እምበይ ገፅክን ክርኢማ ሃፂፀ ኢኒኤኹ።

    ጁንታ ነታ ዓሰርተይ ሰለስተይ ዝዕድሚአ ህፃን ሓውተይ አስገዲዶም ላብ ጦርነት ወሲዶማ ብዝሰማዕኩማ ብንዴት አው ጎደና ወፂኤ ሀም አድጊ አንገርጊረ አቤቱታይ ላብ ጎይታይ ጆባይደን ኸብፅሕ ሞኪረ ነይረ። ነገር ግን ኡቶም ፈረንጂ ፖሊስ <<ንስኻ ጁንታ አይኾንካይ ኻውዚ ርሓቕ !!>> ኢሎም አባሪሮሙኒ እላልቀስኩ ላብ ቤተይ ተመሊሰ።

    ዘመን ያ ግርምቢጥ ማይ ልዓቐብ ልብሉዎ ኻምዙይ ኡዩ። ደቂ ጁንታ ኻው ህዝቢ ኢትዮጵያ ብልዘረፉዎ ገንዘብ አው ውጪ አገር ክፍንጥዙ እንክሪኦም ከለኹ ኡታ ህፃን ሓውተይ ናብ አእምሮይ ቅጅል ትብለኒ ኡሞ ብሓዘን አንጉዔይ ይፈስስ። ደቂ ጁንታ ላብ ኢንተርኔት፣ ደቂ ድኻ ትግራዋይ ላብ ጦርነት ሆይኑ ነገሩ። ተጋሩ ንመን ኢልና ኢና ንረግፅ ዘለና ፈንጂ ኢልካ ዓርስኻ ተጠየቕካስ፣ ልፈረንጂ። ዋይ ዋይ፣ ኡቶም ሀፀይ ምኒሊክ ኻው ዓድዋ ዘባረሮም ፈረንጂ አውዚ ሕዚ ግዝየ ልጁንታ ደቂ ዓድዋ አስጊዶሙዎም። አውነ አርጋዊ አይናይኩምን ኡዩ ኢሎም ልፈረንጂ ከምልኹ ገይሮሙዎም።

    ዝኸበርክን ኡኖይ፣
    መከላከያ አው ቀረባ ግዝየ መቐለ ክአቱ'ዩ ልብል ዘይና ሰሚዔ ልበይ ብደስታ ጉስዕ ጉስዕ እላበለ፣ ስነይ ክምስ ክምስ እላበለ ሃም ህፃን ተሰራሲረ። ዻሕና ፅንሓለይ እምበይ አው ቀረባ ግዝየ ሀም እንጋነ ምንም ጥርጥር የለይ። አይዞኽን አይዞና። ፍስሃ ወ ሰላም ክኸውን ኡዩ። ለቶም ጀጋኑ መከላከያ ሠራዊት ልኸውን ቆንጆ ስዋ ፅሞቓ እይኽን።

    ስጋብ አው ቀረባ ግዝየ ንጋነይ፣ ሻው ሻው።


Post Reply