Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Kuasmeda
Member+
Posts: 6387
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

ኣየ ሻዕቢያ!

Post by Kuasmeda » 16 Sep 2021, 10:14

ኣረብሪቡ፣ ኣረብሪቡ፣ ኣላሽ ኣቢሉ፣ ብውነኦምን ብሕልሞምን "ኢሰያስ ኢሰያስ" ከምዝብሉ ጌሩ፣ መወዳእታኡ ፍታል ጋቢ ናይ ኣኽሱም ኣኽዲኑ፣ ኣናሲሑ፣ "ካብ ትግራይ ሓሊፍናሞ ናበይ ኢና ንክንከይድ" ከምዝብሉ ጌሩ፣ ብደዎም ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣዋሪዱ፣ ኣብ ስረኦም ኣሺኑ፣ ናብ ትሕቲ መሬትን ቂሊንጦ ቤት ማእሰርቲን ኣፋንዩ።

እዚ ኩሉ ክኸውን ከሎ፣ ክጀሃር ድዩ መሲልኩም?

ወይከ ትንፍስ!

ኣየ ሻዕቢያ!

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣየ ሻዕቢያ!

Post by pushkin » 16 Sep 2021, 10:30

:lol: :lol: :lol: :lol:
Kuasmeda wrote:
16 Sep 2021, 10:14
ኣረብሪቡ፣ ኣረብሪቡ፣ ኣላሽ ኣቢሉ፣ ብውነኦምን ብሕልሞምን "ኢሰያስ ኢሰያስ" ከምዝብሉ ጌሩ፣ መወዳእታኡ ፍታል ጋቢ ናይ ኣኽሱም ኣኽዲኑ፣ ኣናሲሑ፣ "ካብ ትግራይ ሓሊፍናሞ ናበይ ኢና ንክንከይድ" ከምዝብሉ ጌሩ፣ ብደዎም ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣዋሪዱ፣ ኣብ ስረኦም ኣሺኑ፣ ናብ ትሕቲ መሬትን ቂሊንጦ ቤት ማእሰርቲን ኣፋንዩ።

እዚ ኩሉ ክኸውን ከሎ፣ ክጀሃር ድዩ መሲልኩም?

ወይከ ትንፍስ!

ኣየ ሻዕቢያ!

Digital Weyane
Member+
Posts: 8476
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ኣየ ሻዕቢያ!

Post by Digital Weyane » 16 Sep 2021, 10:58

ኡዙይ ሓደገይና ሰብአይዚ ድምፂ ሀየስምዐ ሰተት እይሉ አው ትግራይና ኣትዩ፣ ማዓልኩም ሓደርኩም እንከይበለ ልአይተ ስዩም መስፍን አው ግንባሩ ስዒሙ፣ ልአይተ አባይ ፀሃዬ አው ሙዕጉርቱ ስዒሙ፣ ልባለ ራእዩ ልአይተ አስመላሽ ወልደስላሴ አው ዐይኑ ስዒሙ፣ ዳሕና ኹኑታ ኢሉ አሳናቢቱዎም። ሕዚ ኡቱ ላይ አይተ አስመላሽ ልነበረ ፀሊም መነፅር ገይሩ ፈሳሕሳሕ እላበለ ደምና የፍልሓልና አሎ። አታዮ ኢሳያስ ሒደግ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry: :evil:

Wedi
Member+
Posts: 7983
Joined: 29 Jan 2020, 21:44

Re: ኣየ ሻዕቢያ!

Post by Wedi » 16 Sep 2021, 11:38

:oops: :oops: :P

Kuasmeda
Member+
Posts: 6387
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

Re: ኣየ ሻዕቢያ!

Post by Kuasmeda » 16 Sep 2021, 11:58

:roll: :roll: :roll: :roll: :roll:
Digital Weyane wrote:
16 Sep 2021, 10:58
ኡዙይ ሓደገይና ሰብአይዚ ድምፂ ሀየስምዐ ሰተት እይሉ አው ትግራይና ኣትዩ፣ ማዓልኩም ሓደርኩም እንከይበለ ልአይተ ስዩም መስፍን አው ግንባሩ ስዒሙ፣ ልአይተ አባይ ፀሃዬ አው ሙዕጉርቱ ስዒሙ፣ ልባለ ራእዩ ልአይተ አስመላሽ ወልደስላሴ አው ዐይኑ ስዒሙ፣ ዳሕና ኹኑታ ኢሉ አሳናቢቱዎም። ሕዚ ኡቱ ላይ አይተ አስመላሽ ልነበረ ፀሊም መነፅር ገይሩ ፈሳሕሳሕ እላበለ ደምና የፍልሓልና አሎ። አታዮ ኢሳያስ ሒደግ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry: :evil:

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣየ ሻዕቢያ!

Post by pushkin » 16 Sep 2021, 12:32

Post Reply