Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

መምህር ገብረ-ኪዳን ፥ ብሰንኪ ቁንጣሮ ዕቡያትን ሱሱዓት ፈተውቲ ነብሶምን ትግራይ ብሓዊ ሲኦል ትልብለብ ኣላ ። ፕረዚደንት ኢያሳያስ ደኣ ካብ " ኣይፋልካን ደብረ-ጽዮን ፡ ኣይፋልኩምን ተጋሩ

Post by Abe Abraham » 15 Sep 2021, 16:35



መምህር ገብረ-ኪዳን ፥ ብሰንኪ ቁንጣሮ ዕቡያትን ሱሱዓት ፈተውቲ ነብሶምን ትግራይ ብሓዊ ሲኦል ትልብለብ ኣላ ። ፕረዚደንት ኢያሳያስ ደኣ ካብ " ኣይፋልካን ደብረ-ጽዮን ፡ ኣይፋልኩምን ተጋሩ " ምባል ሓሊፎም እንታይ ክገብሩ ። ኣምሓሩ ከም ዝበልዎ ነገሩ " ምከረው ምከረው እምቢ ካለ መከራ ይምከረው " እዩ ኮይኑ ።