Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 20 Oct 2021, 14:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 20, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ ሓደ ኣብ ከረን፡ ሓደ ድማ ኣብ ሓመልማሎ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ – 5 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ 4 ድማ ካብ ዞባ ማእከል፡ ብጠቕላላ 9 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,780 በጺሑ’ሎ። 6,691 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ [tweet]45[/tweet] ብሞት ዝተፈልዩ፡ 44 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
20 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 21 Oct 2021, 00:09

እዋናዊ ጉዳይ: ክበልዕ ዝበለ ገደል ኣፉ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 21 Oct 2021, 13:36

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 21, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 8 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,788 በጺሑ’ሎ። 6,694 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 49 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
21 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 22 Oct 2021, 11:15

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 22, 2021



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 9 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ። ንሳቶም፡ 5 ካብ ዞባ ማእከል፣ 4 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,788 በጺሑ’ሎ። 6,703 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 40 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
22 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 23 Oct 2021, 12:03

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 23, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ ሓደ ዜጋ ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 4 ዜጋታት፣ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 6,789 በጺሑ’ሎ። 6,707 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 37 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
23 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 24 Oct 2021, 13:36

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 24, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገበረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊዙ’ሎ።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,792 በጺሑ’ሎ። 6,708 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 39 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
24 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 25 Oct 2021, 13:00

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 25, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 6 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,795 በጺሑ’ሎ። 6,714 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 36 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
25 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 26 Oct 2021, 11:20

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 26, 2021




ሎሚ ኣብ ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 3 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ከኣ፣ 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት ክኾኑ ከለዉ፣ ሓደ ድማ ተወሺቡ ዝጸንሐ’ዩ።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ክንክን ክግብረሎም ዝጸንሑ፣ 2 ካብ ዞባ ማእከል፣ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ብጠቕላላ 3 ዜጋታት፣ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 6,798 በጺሑ’ሎ። 6,717 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 36 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
26 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 27 Oct 2021, 13:38

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 27, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፣ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 6,800 በጺሑ’ሎ። 6,719 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 36 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
27 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 27 Oct 2021, 14:43

መኣዝን ልምዓት - ምህርቲ ጸባን ውጽኢት ጸባን | Efforts to increase milk and dairy production - ERi-TV

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 28 Oct 2021, 10:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 28, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ካብ’ዚኦም፡ እቶም 3 ካብ ኣስመራ – ማለት 2 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ክዀኑ ከለዉ፡ እቶም 3 ድማ ኣብ ዓሰብ – ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,806 በጺሑ’ሎ። 6,721 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 40 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
28 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 29 Oct 2021, 13:30

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 29, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 10 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ካብ’ዚኦም፡ እቶም 7 ካብ ኣስመራ – ማለት 6 ካብ መመርመሪ ማእከላት፡ ሓደ ድማ ካብ መወሸቢ ማእከል ክዀኑ ከለዉ፡ 2 ኣብ ከረን – ዞባ ዓንሰባ፡ ሓደ ኸኣ ኣብ መንደፈራ – ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,816 በጺሑ’ሎ። 6,724 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 47 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
29 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 29 Oct 2021, 19:53

"ሓቂ ሚዛንኺ ወርቂ"!
"ሓቂ'ዩ ምርጭና! ሓቂ'ዩ መትከልና! ሓቂ'ዩ መነንትና ሓቂ'ዩ ህላዌና ሓቂ"!
Abdu FT Gaul Ankere, Tanki and Wedi Shawl 1997

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 30 Oct 2021, 12:40

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 30, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ደቡብ፣ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።
ንሳቶም ድማ፣ እቶም 6 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 5 ካብ ዓዲ-ቐይሕ፣ ሓደ ካብ ድባርዋ፣ ከምኡ’ውን 5 ካብ መወሸቢ ማእከላት ናቕፋ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት ኣስመራ፣ 2 ኸኣ ካብ መወሸቢ ማእከላት ኣዲባራን ዓሊግድርን – ዞባ ጋሽባርካ’ዮም።
እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፣ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።
በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 6,831 በጺሑ’ሎ። 6,727 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 59 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
30 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 31 Oct 2021, 12:34

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 31, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፣ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 6,834 በጺሑ’ሎ። 6,732 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 57 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
31 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 01 Nov 2021, 12:34

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 1, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ደቡብን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ከኣ፡ 4 ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 2 ኣብ ዓዲ-ዃላ፡ ሓደ ኣብ ድባርዋ፡ ሓደ ድማ ኣብ ዓዲ-ቐይሕ ዝጸንሑ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ኣስመራ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,839 በጺሑ’ሎ። 6,732 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 62 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
01 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 02 Nov 2021, 11:47

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 2, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ደቡብ፡ ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ከኣ፡ 12 ኣብ ዞባ ደቡብ – ማለት 11 ኣብ እንዳገርግስ፡ ሓደ ድማ ኣብ ዓዲ-ቐይሕ፣ ከምኡ’ውን 3 ኣብ ዞባ ዓንሰባ – ማለት 2 ኣብ ከረን፡ ሓደ ድማ ኣብ ሓመልማሎ ተወሺቦም ዝጸንሑ ክዀኑ ከለዉ፡ 6 ኣብ ዞባ ማእከል – ማለት 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት፡ 2 ድማ ካብ መወሸቢ ማእከላት’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ – 3 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ማእከል፡ ብጠቕላላ 4 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,860 በጺሑ’ሎ። 6,736 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 79 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
02 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 02 Nov 2021, 17:04

ንኤርትራ ከተንበርክኽ ምፍታን ትማሊ ከቢድ እንተኔሩ ሎሚ ከንቱ'ዩ - Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 02 Nov 2021, 17:16

እዋናዊ ጉዳያት - ትማሊ ሓቂ እንተኔሩ ሎሚ ውን ሓቂ'ዩ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ


Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 03 Nov 2021, 10:01

Press Statement - Eritrea’s Preliminary Response to Joint “EHRC/OHCHR’’ - Report
Nov 3, 2021



The Ethiopian Human Rights Commission (EHRC), and, the UN Office of High Commissioner for Human Rights (OCHCR), have issued today what they have termed as a “Joint Investigation Report into Alleged Violations of International Human Rights, Humanitarian and Refugee Law Committed by all Parties to the Conflict in the Tigray Region of Ethiopia”.

The Report provokes a host of critical legal, methodological, and factual issues as well as matters of precedence, and, international norms and practices.

In this regard, fundamental pillars that require rigorous scrutiny are: i) legal jurisdiction of the entities that conducted the investigation; ii) standards of neutrality, impartiality, objectivity, and professionalism of the investigative bodies; iii) credibility of witnesses and mechanisms to validate veracity so as to eschew perjury; iv) robustness and validity of inferences and conclusions that are drawn from the findings.

The Report of the Joint Investigation is found wanting in almost all of these metrics.

We will not delve, at this stage, into an exhaustive examination of these parameters. But we will briefly highlight the most tenuous aspects in order to underscore the critical flaws of the procedure and substance of the Report.

In the first place, the EHRC, and particularly its Director, Mr. Daniel Bekele, have a long history of visceral disdain and enmity towards Eritrea. A defamatory and fully discredited report that Mr. Daniel produced, in January 2013, on Eritrea’s Mining Sector and the Bisha Mining Plant while he was the Head of Africa Division of Human Rights Watch, is indeed illustrative of the wider agenda of “regime change” that his agency pursued in those years.

Furthermore, OCHRC’s acceptance of “invitation, on 10 March 2021, from the EHRC to get involved in the Joint Investigation” raises other profound issues of legality and propriety.

Indeed, sad and unprecedented as it may be, a poignant fact in the conflict in the Tigray Region of Ethiopia is the indefensible stance of certain UN Agencies who have and continue to endorse the TPLF’s War of Insurrection.

Recent evidence from UN whistleblowers – graphically described by a senior official as marked by “much dishonesty and willful disinformation” – as well as the subsequent designation of seven UN Officials as persona non grata by the Government of Ethiopia accentuate the gravity of this matter. (Eritrea had duly communicated to the UNSG, earlier in the year, its concerns on the unacceptable collusion of some UN agencies with the TPLF).

The inexcusable stance of these agencies is summed up in the outrageous public statement of former UN Under-Secretary-General for OCHA, Mark Lowcock, in which he maintains: “It was foolish to send Ethiopian Federal troops to Tigray last November in an attempt to resolve what was essentially a political argument. It was beyond reckless to invite the Eritrean army to help… the population of Tigray concluded they faced genocide and reacted to defend and protect themselves accordingly”.

In the same vein, the Draft Report replicates this fallacious and entrenched stance in perhaps less evocative language when it states: “On 4 November 2020, PM Abiy announced a military operation which he termed a ‘law enforcement operation’, against Tigray Special Forces and the TPLF. The ENDF, ASF, and militias, and the EDF accordingly started a military offensive against the TPLF in Tigray”.

The conflict in the Tigray region of Ethiopia started on November 3 last year, when the TPLF launched a premeditated, massive, and sudden assault on all the positions of Ethiopia’s Northern Command to neutralize Ethiopia’s largest contingent. The TPLF’s pronounced aims, in what it termed as a blitzkrieg assault, were to confiscate the weaponry of the Northern Command (which possessed 80% of Ethiopia’s total arsenal) for the twin purposes of seizing power in Ethiopia through war and for its expansionist objectives in Eritrea.

If the Joint Investigative Team cannot get this fundamental fact right, the credibility of its report cannot be taken seriously by any standards. This stance alone casts a long shadow not only on the neutrality and professionalism of those involved in the Joint Investigation but also provokes serious questions of motive and ulterior objectives. Furthermore, the report portrays a contemporary history of epic proportions in a very clumsy and distorted manner.

Eritrea won its independence on 24 May 1991 after a thirty-year-old difficult struggle of national liberation against the colonial occupation that exacted the precious sacrifices of over 60,000 freedom fighters. The Joint Report ignores this history and wrongfully states that Eritrea gained its independence from Ethiopia in a referendum conducted in 1993. The Report seems to convey the notion that the Dergue was toppled by EPRDF, in which TPLF assumed a dominant position. The Investigative Team is apparently clueless of basic facts; notably that the Dergue was defeated in Eritrea first and EPLF was instrumental in the subsequent advances of the EPRDF.

Let us now briefly look into the witness statements.

The first critical question to ask is the curious limitation of the period under investigation and the areas covered. But more importantly, is the threshold of “reasonable grounds” sufficient to build a case of possibly gross defamation of national institutions and personalities without even examining their historical track records or the peculiarities of the situation at hand?

The second point is extremely crucial in the Tigray conflict where TPLF and its organized bodies of disinformation have woven fallacious narratives without precedence. Only last Sunday, a key militant of the TPLF, a certain Professor Kindeya Gebrehiwot, posted a message on his Twitter handle urging President Biden and US Secretary Blinken to intervene on the basis of a photoshopped picture of “Ethiopian tanks and artillery firing randomly at the residents of Dessie from an open square in downtown”. The actual photo is from a rehearsal for the victory parade, 2016, in Novosibirsk, in Russia. [ :lol: ](A catalog of the litany of vile disinformation has been compiled and this will be published in due time).

In the event, justice to the EDF as well as to alleged victims can only be served with an exhaustive, impartial, truthful, and holistic investigation conducted by the GOE and other relevant bodies in accordance with Eritrea’s domestic laws, the conventions that Eritrea has acceded to, and in consonance with international practice in such cases.

We will now address, in a cursory manner, some of the egregious claims which seem to have no validity whatsoever.

1. The “Axum Massacre”: The narratives on this event have gone through several mutations since it was first concocted by notorious TPLF media handlers in London and Brussels. The original story was of 800 faithful Orthodox Christians mowed down in the Church Compound on St. Mary’s Day when an EDF army unit tried to steal the original Arc of Covenant in broad daylight. Amnesty International later fabricated another version on the basis of interviews with 36 refugees – actually TPLF militias who were involved in the Maikadra massacre – from the refugee camp in Hamdiyet camp in the Sudan. The Investigative Team has now compiled a third version from dubious sources. The conclusions are accordingly untenable.
2. Sexual violence and gang rape: The Report contains harrowing narrations of unimaginable crimes including: “the rape of a 15-year old minor (and her sister) by 27 Eritrean soldiers for one month; the almost routine sexual harassment of women by EDF for being wives and sisters of TPLF fighters etc”. In what is novel in the deluge of disinformation that we have become accustomed to, the Report claims: “the EDF forced at least 600 men to strip down to their underwear for a search in public in Samre, and those with no underwear were completely naked. … Female EDF soldiers reportedly took photos and ridiculed boys and men who were paraded in a public place”. There are also references elsewhere to sexual violence, (SGBV), including on male children. Sadistic practices of this nature are alien to Eritrean culture and norms as well as the ethos and values of the EDF. Due to external compulsion rather than its choice, Eritrea has gone through long cycles of war in the past 60 years. Never have we heard the perpetration of sexual violence of this sort in those times when Eritrea had tens of thousands of Ethiopian POWs.
3. Wanton killing and refoulement of Refugees: The narrative depicted in the Report is utterly false. In the first place, ARRA was part and parcel of the TPLF regime which was embroiled in the embezzlement of funds and the use of refugees for “strategic depopulation” as well as for subversive schemes. UNHCR was unfortunately a party to these deplorable practices. In any case, Eritrea has compiled an extensive report from thousands of refugees who returned home after TPLF militias targeted the camps in retribution for their military losses in the early period of the conflict. In procedural terms, the GOE is opposed to the forced repatriation of “refugees”. On the other hand, it recognizes the inalienable rights of refugees to return home out of their own volition.
In conclusion, the Joint Investigative Report does not have validity for the reasons and considerations cited above. On the other hand, Eritrea fully adheres to all the principles and provisions of International Human Rights, Humanitarian and Refugee Laws that it is a signatory of, and whose basic tenets are enshrined in its own domestic laws. In this perspective, the GOE routinely undertakes and will continue to undertake, rigorous investigations to ensure accountability in the event of a credible and verifiable violation of these laws by any member of its Defense Forces.

Ministry of Foreign Affairs
Asmara

3 November 2021
https://shabait.com/2021/11/03/press-st ... hr-report/

Post Reply