Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 26 Jan 2022, 10:59

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 26, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 18 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 17 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ዓዲ-ኣበይቶ፡ ከረን፡ ኣኽሪያ፡ ገጀረት፡ ደቀምሓረ፡ ድባርዋ፡ ማይ-ዓይኒ፡ ዓዲ-ዃላን ባረንቱን፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 31 ካብ ዞባ ማእከል፡ 11 ድማ ካብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጠቕላላ 42 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ጓል 77 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልያ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,408 በጺሑ’ሎ። 8,913 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 96 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 399 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
26 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 26 Jan 2022, 21:09

Evening News in Tigrinya for January 26, 2022 - ERi-TV, Eritrea

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 27 Jan 2022, 12:42

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 27, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 28 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 21 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ገዛ-ባንዳ፡ ጎዳይፍ፡ ገዛ-ከኒሻ፡ ደቀምሓረ፡ ዓዲ-ገብራይ፡ ዓዲ-ዃላ፡ መነዂሰይቶን ባጽዕን፣ 6 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 5 ካብ ከረን፡ ሓደ ካብ ዓዲ-ተከሌዛን፣ ከምኡ’ውን ሓንቲ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 58 ካብ ዞባ ማእከል፡ 15 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 10 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ 5 ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ 3 ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 91 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ጓል 75 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልያ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,436 በጺሑ’ሎ። 9,004 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 97 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 335 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
27 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 27 Jan 2022, 22:12

Evening News in Tigrinya for January 27, 2022 - ERi-TV, Eritrea

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 28 Jan 2022, 14:20

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 28, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 53 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 26 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ጸጸራት፡ እምባደርሆ፡ ማእከል ከተማ፡ ፓራዱባ፡ ኣባሻውል፡ ፓራዲዞ፡ ዛውል፡ ከረን፡ መንደፈራ፡ ኣፍዓበት፡ ሽከቲን መንሱራን፣ 23 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 7 ካብ እምኒ-ሓይሊ፡ 7 ካብ መንደፈራ፡ 5 ካብ ሰንዓፈ፡ 2 ካብ ድባርዋ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ጸሮናን ዓዲ-ቐይሕን፣ ከምኡ’ውን 4 ካብ ዞባ ዓንሰባ – ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከል ከረን፡ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ሃበሮ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 43 ካብ ዞባ ማእከል፡ 10 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 6 ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ 5 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ 5 ድማ ካብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ብጠቕላላ 69 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,489 በጺሑ’ሎ። 9,073 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 97 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 319 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
8 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 29 Jan 2022, 11:54

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 29, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 12 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣርባዕተስመራ፡ ገዛ-ባንዳ፡ ማይ-ጭሆት፡ ጎሉጅ፡ ባረንቱ፡ ከረንን ደቀምሓረን፣ 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 4 ካብ ዒላበርዕድ፡ ሓደ ድማ ካብ ሓመልማሎ፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ መወሸቢ ማእከል ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 47 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,508 በጺሑ’ሎ። 9,120 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 97 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 291 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
29 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 30 Jan 2022, 10:50

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 30, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 17 ዜጋታት ብኮሮና ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፥ 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኮይኖም፣ ኣድራሽኦም – ኣባሻውል፥ ገጀረት፣ ኣርባዕተስመራ፣ ስታንትኦቶ፣ ቪላጆን ከረንን፣ ከምኡ’ውን 10 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 6 ካብ መንደፈራ፣ 2 ካብ ሰንዓፈ፣ ሓሓደ ድማ ካብ ኮዓቲትን ድባርዋን’ዮም።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፣ 30 ካብ ዞባ ደቡብ፣ 28 ካብ ዞባ ማእከል፣ 2 ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ብጠቕላላ 60 ዜጋታት ሓውዮም ክፋንዉ ከለዉ፣ ወዲ 65 ዓመት ኣቦ ካብ ዞባ ደቡብ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 9,525 በጺሑ’ሎ። 9,180 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 98 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 247 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
30 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 31 Jan 2022, 14:31

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 31, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 11 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣርባዕተስመራ፡ ሰምበል፡ ከረን፡ ሰገነይቲን ሓሰርኣልቦን፣ 3 ካብ ዞባ ዓንሰባ – ማለት 2 ካብ መወሸቢ ማእከል ሓጋዝ፡ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ዒላበርዕድ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 36 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,536 በጺሑ’ሎ። 9,216 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 98 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 222 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
31 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 01 Feb 2022, 19:14

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Feb 1, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባ ደቡብን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 23 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 12 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ቀሓውታ፡ ማይ ተመናይ፡ እምኒ ሓይሊ፡ ዓዲ ቐዪሕ፡ መንደፈራ፡ባጽዕን ከረንን፡ 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 4 ካብ ሃበሮ፡ ሓደ ድማ ካብ ዓተከሌዛን፡ 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ፡ ማለት 3 ካብ ሰንዓፈ፡ ሓሓደ ድማ ካብ መንደፈራን ዓዲቐዪሕን ከምኡውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 26 ካብ ዞባ ማእከል፡ 21 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 2 ድማ ካብ ዞባ ጋሽ ባርካ፡ ብጠቕላላ 49 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 78 ዓመት ኣቦ ካብ ዞባ ደቡብ ድማ ብሞት ተፈልዩ ኣሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,559 በጺሑ’ሎ። 9,265 ካብ’ዚኣቶም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 99 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 195 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
1 ለካቲት 2022
Last edited by Temt on 04 Feb 2022, 11:27, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 02 Feb 2022, 15:56

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Feb 2, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 13 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም ሓዝሓዝ፡ ሰገነይቲ፡ ሰንዓፈ፡ ዓተከሌዛንን ደቀምሓረ ደምበዛንን ከምኡ'ውን 8 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ ማለት ኣረርባዕተ ካብ ሰንዓፈን ደባርዋን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 20 ካብ ዞባ ማእከል፡ 12 ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀዪሕ ባሕሪ፡ 2 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ፡ ብጠቕላላ 34 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,580 በጺሑ’ሎ። 9,299 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 99 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 182 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
2 ለካቲት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 02 Feb 2022, 17:07

Evening News in Tigrinya for February 2, 2022 - ERi-TV, Eritrea

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 03 Feb 2022, 13:18

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Feb 3, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 13 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ማእከል-ከተማ፡ ሰምበል፡ ቲራቮሎ፡ ገዛ-ባንዳ፡ ሕምብርትን ሰንዓፈን፣ 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት ሓሓደ ካብ መንደፈራ፡ ዓረዛ፡ ድባርዋን እምኒ-ሓይልን፣ ከምኡ’ውን 4 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ማለት 3 ካብ ባጽዕ፡ ሓደ ድማ ካብ ናቕፋ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 22 ካብ ዞባ ማእከል፡ 2 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ፡ ብጠቕላላ 24 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,601 በጺሑ’ሎ። 9,323 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 99 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 179 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
03 ለካቲት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 Feb 2022, 10:56

Date farming in Northern and Southern Red Sea Regions
Feb 4, 2022



Asmara, 04 February 2022- The Ministry of Agriculture reported that date farming in the Northern and Southern Red Sea Regions is in good progress.

According to the report from the Ministry so far over 20 thousand date palm trees have been planted in both regions and are in good condition.

Indicating that in the coming 6-7 years Eritrea will be able to produce date fruit beyond local consumption, Mr. Musie Fekadu, head of Bio-Technology at the Halhale National Agricultural Research Institute, said that training programs will be organized to develop the understanding and capacity of date farmers.

Mr. Daniel Tekeste, head of fruits and vegetables farming development in the Northern Red Sea Region, said that the project was initiated by two farmers in 1996 and that currently about 12 thousand date palm trees have been planted by commercial farmers, government institutions, and individual farmers in the sub-zones of Ghinda, Sheib, Foro, Afabet, and Massawa.

Mr. Mohammed Abdurahman, head of Seeds Development in the Southern Red Sea Region, on his part said that over 8 thousand 800 date palm trees have been planted in the sub-zones of Assab, South Dankalia and Araeta and about 200 farmers are engaged in the activity.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 Feb 2022, 11:22

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Feb 4, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 18 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ማእከል-ከተማ፡ ሰምበል፡ ኣርባዕተስመራ፡ ሓዝሓዝ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ዓዲ-ንፋስን ጻዕዳ-ክርስትያንን፣ 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 3 ካብ ሃበሮ፡ 2 ካብ ዒላበርዕድ፡ 2 ድማ ካብ ሓመልማሎ፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ መመርመሪ ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 14 ካብ ዞባ ማእከል፡ 13 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 28 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 78 ዓመት ኣቦ ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,619 በጺሑ’ሎ። 9,351 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 100 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 168 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
04 ለካቲት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Feb 2022, 12:33

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Feb 5, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 12 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ጎዳይፍ፡ ቊሸት፡ መንደፈራ፡ ዓዲ-ዃላን ዓዲ-ቐይሕን፣ ከምኡ’ውን 4 ካብ መወሸቢ ማእከል ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 10 ካብ ዞባ ማእከል፡ 2 ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 12 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,631 በጺሑ’ሎ። 9,363 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 100 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 168 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
05 ለካቲት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 Feb 2022, 12:31

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Feb 6, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፣ 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከልን ዞባ ደቡብን ኮይኖም፣ ኣድራሽኦም – ሓዝሓዝ፣ ገዛ-ባንዳ፣ እምባደርሆን ባርዳእን፣ ከምኡ-ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል መንደፈራ – ዞባ ደቡብ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፣ 4 ካብ ዞባ ማእከል፣ 9 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ፣ ብጠቕላላ 13 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 9,637 በጺሑ’ሎ። 9,376 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 100 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 161 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
06 ለካቲት 2022

sebdoyeley
Member+
Posts: 5507
Joined: 14 Feb 2020, 04:27

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by sebdoyeley » 06 Feb 2022, 13:06

Brother Temt, I know how you love your country and protective feeling to your people but all this data come out from our government probably 90% is a lie. all those so-called admitted to hospitals are people checked while they are entering through the airport. if you investigate closely the covid-19 or the variants omicron is ravaging the country in almost every household. so I hope, I don't brast your babbles but it is not right to let someone lie to you like an idiot.

NB:-MY CLOSE RELATIVE VISIT Eritrea A MONTH AGO, THEY TESTED HIM ON ENTERING, AND HE IS CLEARED BUT WHEN HE CAME TO HIS FAMILY HE FOUND THEM ALL SiCK AND IMMEDIATELY HE GOT SICK. LUCKILY HE WAS GONE WITH A TESTING INSTRUMENT HE CHECKED MOST OF HIS RELATIVES HE FOUND THEM ALL ARE SICK. HE VISIT MY FAMILY THEY WERE SICK. ANOTHER IRONY IS THAT PEOPLE DON'T TELL OUTSIDE THEIR HOUSE ABOUT THEIR SITUATION BECAUSE THEY KNOW THERE IS NO HELP FOR THEM AND MOST OF THEM ARE ASHAMED OR FEAR OF DISCRIMINATION.

MANY PEOPLE WHO TRY TO LEAVE THE COUNTRY TO THEIR FAMILY WEDDING WERE RETURNED FROM THE AIRPORT BECAUSE OF COVID-19 FOUND ON THEM BUT I DOUBT THEY PUT THEM ON THEIR STATISTICS, OR ON THE HOSPITALS, THEY SIMPLY LET THEM GO HOME. THIS DATA HAS FLAWS SITUATED WITH LIES AND MADE-UPS.
I AM SORRY BROTHER!!

we all CAN agree that our country is poor and doesn't have the facility and finance to buy vaccines or to put TESTING check centres EVERYWHERE, but they should stop lying to us. after all even advanced countries couldn't control this disease ANYWAYS.

Thank you for your service, I am a fan of your post.
with regard.
Sebdoyeley
Temt wrote:
06 Feb 2022, 12:31
ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Feb 6, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፣ 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከልን ዞባ ደቡብን ኮይኖም፣ ኣድራሽኦም – ሓዝሓዝ፣ ገዛ-ባንዳ፣ እምባደርሆን ባርዳእን፣ ከምኡ-ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል መንደፈራ – ዞባ ደቡብ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፣ 4 ካብ ዞባ ማእከል፣ 9 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ፣ ብጠቕላላ 13 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 9,637 በጺሑ’ሎ። 9,376 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 100 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 161 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
06 ለካቲት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 07 Feb 2022, 12:41

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Feb 7, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 3 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣርባዕተስመራ፡ ዕዳጋ-ሓሙስን ከረንን፣ ከምኡ’ውን 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 2 ካብ ሃበሮ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዒላበርዕድን ዓዲ-ተከሌዛንን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 11 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 52 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,644 በጺሑ’ሎ። 9,387 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 101 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 156 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
07 ለካቲት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 07 Feb 2022, 13:41

ተጋ ሉችያ ዑቕባገርግሽ - ኣባል መጓዓዝያ - መራሒት ማኪና እዋን ገድሊ | Eri-TV, Eritrea

Aba
Member
Posts: 4018
Joined: 15 Apr 2011, 17:52

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Aba » 07 Feb 2022, 14:07

Temt wrote:
26 Jan 2022, 10:59

Give us a break, bozzo


Post Reply