Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 03 Nov 2021, 10:24

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 3, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ከኣ፡ 10 ካብ ዞባ ማእከል፣ 6 ካብ ዞባ ደቡብ – ማለት 5 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ ሓደ ድማ ካብ መንደፈራ፣ ከምኡ’ውን 5 ካብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ማለት 4 ካብ ናቕፋ፡ ሓደ ድማ ካብ ባጽዕ እዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,881 በጺሑ’ሎ። 6,741 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 95 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
03 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 03 Nov 2021, 17:05

Tigrinya Evening News for November 3, 2021 - ERi-TV, Eritrea

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 03 Nov 2021, 18:20

A distinguished Ethiopian, Prof. Hassan, does it again, and does it well in:

HoA TV / English - Wollo: TPLF's Final Burial Ground in Ethiopia? with Elias Amare and Prof. Hassan


Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 Nov 2021, 10:38

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 4, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ደቡብ፡ ማእከል፡ ዓንሰባን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 29 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ከኣ፡ 16 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 6 ካብ ዓዲ-ቐይሕ፡ 5 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ 3 ካብ እንዳገርግስ፡ 2 ድማ ካብ ማይምነ፣ 6 ካብ ኣስመራ ማለት 3 ካብ መመርመሪ፡ 3 ከኣ ካብ መወሸቢ ማእከላት፣ 5 ካብ ዞባ ዓንሰባ – ማለት 4 ካብ ከረን ሓደ ድማ ካብ ዓዲ-ተከሌዛን ኮይኖም፡ 3 ካብ መወሸቢ፡ 2 ከኣ ካብ መመርመሪ ማእከላት፣ ከምኡ’ውን 2 ኣብ ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6፡910 በጺሑ’ሎ። 6,744 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 121 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
04 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Nov 2021, 13:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 5, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 17 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ከኣ፡ 16 ካብ ኣስመራ ማለት 8 ካብ መወሸቢ፡ 8 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 9 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,927 በጺሑ’ሎ። 6,753 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 129 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
05 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 Nov 2021, 11:47

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 6, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ደቡብ፡ ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 16 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ከኣ፡ 11 ካብ ዞባ ደቡብ – ማለት 3 ካብ ድባርዋ፡ 3 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ 2 ካብ መንደፈራ፡ 2 ካብ ደቀምሓረ፡ ሓደ ድማ ካብ ማይ-ምነ፣ 4 ካብ ኣስመራ – ማለት 3 ካብ መመርመሪ ማእከላት፡ ሓደ ከኣ ካብ መወሸቢ ማእከል፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል ከረን – ዞባ ዓንሰባ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 13 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 3 ካብ ዞባ ማእከል፡ ሓደ ከኣ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ብጠቕላላ 17 ዜጋታት፡ ሓውዮም ክፋነዉ እንከለዉ፡ ወዲ 80 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,943 በጺሑ’ሎ። 6,770 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 46 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 127 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
06 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 07 Nov 2021, 11:43

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 7, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,948 በጺሑ’ሎ። 6,775 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 46 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 127 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
07 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 08 Nov 2021, 13:58

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 8, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 11 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 6 ካብ ኣስመራ – ማለት 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት፡ ሓደ ድማ ካብ መወሸቢ ማእከላት፣ 4 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 2 ካብ እንዳገርግስ፡ 2 ድማ ካብ ማይ-ምነ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 5 ካብ ዞባ ማእከል፡ ሓደ ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ብጠቕላላ 7 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 76 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,959 በጺሑ’ሎ። 6,782 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 47 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 130 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
08 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 Nov 2021, 11:30

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 9, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 20 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 19 ካብ ኣስመራ – ማለት 13 ካብ መመርመሪ ማእከላት፡ 6 ድማ ካብ መወሸቢ ማእከላት፣ ከምኡ’ውን ሓንቲ ካብ መወሸቢ ማእከል ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 6,979 በጺሑ’ሎ። 6,784 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 47 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 148 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
09 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 10 Nov 2021, 13:03

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 10, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 24 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 12 ካብ ኣስመራ – ማለት 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት፡ 4 ድማ ካብ መወሸቢ ማእከላት፣ 9 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 7 ካብ ዓዲ-ቐይሕ፡ 2 ድማ ካብ ድባርዋ፣ 2 ካብ መመርመሪ ማእከል ሓመልማሎ – ዞባ ዓንሰባ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ – 9 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ 2 ከኣ ካብ ዞባ ማእከል፡ ብጠቕላላ 11 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 86 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,003 በጺሑ’ሎ። 6,795 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 48 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 160 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
10 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 11 Nov 2021, 12:06

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 11, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 10 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል – ማለት 2 ካብ ፓራዱባ፡ ሓደ ካብ እምባደርሆ፡ ሓደ ካብ በለዛ፡ ሓደ ካብ ኳንደባ፡ ሓደ ካብ ማእከል ከተማ፡ ሓደ ድማ ካብ ዝግብ፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ ድባርዋ – ዞባ ደቡብ፡ ሓደ ኸኣ ካብ ዒላበርዕድ – ዞባ ዓንሰባ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ – 30 ካብ ዞባ ደቡብ፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጠቕላላ 31 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,013 በጺሑ’ሎ። 6,826 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 48 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 139 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
11 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 12 Nov 2021, 11:10

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 12, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 26 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 15 ካብ ዞባ ማእከል፡ ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከላት፡ 9 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ሕምብርቲ፡ ጸጸራት፡ ሰምበል፡ ቊሸት፡ ገጀረት፡ ማእከል ከተማ፡ ቪላጆ፡ ሰኒታን ማይ-ነፍሕን፣ 11 ድማ ኣብ ዞባ ደቡብ – ማለት 6 ኣብ ዓዲ-ዃላ፡ 2 ኣብ መንደፈራ፡ ሓደ ኣብ እምኒ-ሓይሊ፡ ሓደ ኣብ እንዳገርግስ፡ ሓደ ከኣ ኣብ ማይ-ምነ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ – 4 ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 3 ካብ ዞባ ማእከል፣ 3 ድማ ካብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጠቕላላ 10 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,039 በጺሑ’ሎ። 6,836 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 48 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 155 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
12 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 13 Nov 2021, 16:05

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 13, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 12 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 11 ካብ ዞባ ማእከል፡ ማለት 8 ካብ መወሸቢ ማእከላት፡ 3 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት – ማይጭሆት፡ ገጀረትን ቲራቮሎን ክዀኑ ከለዉ፡ ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከላት ከረን – ዞባ ዓንሰባ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,051 በጺሑ’ሎ። 6,839 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 48 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 164 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
13 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 14 Nov 2021, 11:07

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 14, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 4 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 3 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት መመርመሪ ማእከላት ኣርባዕተ’ስመራ፡ ሰምበልን ሽከቲን፣ ሓደ ድማ ካብ መወሸቢ ማእከል ኣዲባራ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 17 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 6 ድማ ካብ ዞባ ማእከል – ብጠቕላላ 23 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ 105 ከምኡ’ውን 80 ዓመት ዝዕድመኦም ክልተ ደቂተባዕትዮን ጓል 67 ዓመት ጓልኣንስተይትን ካብ ዞባ ማእከል ብሞት ተፈልዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,055 በጺሑ’ሎ። 6,862 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 51 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 142 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
14 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 15 Nov 2021, 14:11

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 15, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 8 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 5 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 4 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ኰይኖም፡ 2 ካብ ማእከል ከተማ፡ ሓደ ካብ ሓዝሓዝ፡ ሓደ ከኣ ካብ ዶፖዚቶ፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ ከረን ዞባ ዓንሰባ – ማለት ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 2 ከኣ ካብ መመርመሪ ማእከል’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,063 በጺሑ’ሎ። 6,863 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 51 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 149 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
15 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 16 Nov 2021, 12:02

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 16, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 13 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 6 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 3 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ኰይኖም፡ ሓደ ካብ ማእከል ከተማ፡ ሓደ ካብ ጎዳይፍ፡ ሓደ ከኣ ካብ ሰታንትኦቶ፣ ከምኡ’ውን 6 ካብ ዞባ ደቡብ – ማለት ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ዓዲዃላ፡ 5 ድማ ካብ መወሸቢ ማእከላት – ማለት 2 ካብ ማይ-ምነ፡ 2 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ ሓደ ድማ ካብ መንደፈራ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 17 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 13 ድማ ካብ ዞባ ማእከል – ብጠቕላላ 30 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ጓል 55 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልያ’ላ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,076 በጺሑ’ሎ። 6,893 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 52 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 131 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
16 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Nov 2021, 17:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 17, 2021



ሎሚ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 7 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት ካብ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ጣባ፡ ጸጸራት፡ ኣርባዕተ’ስመራ፡ ሰምበል፡ ቀሓውታን ማእከል ከተማን፣ 5 ካብ ዞባ ደቡብ – ማለት 2 ካብ ድባርዋ፡ 2 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ ሓደ ድማ ካብ መንደፈራ፣ 2 ካብ ዞባ ዓንሰባ – ማለት ሓደ ካብ ከረን፡ ሓደ ከኣ ካብ ገለብ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 10 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ 3 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ፡ ብጠቕላላ 13 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,091 በጺሑ’ሎ። 6,906 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 52 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 133 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
17 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 18 Nov 2021, 13:26

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 18, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 17 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 8 ካብ መወሸቢ፡ 9 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ 2 ካብ ገጀረት፡ ሓደ ድማ ካብ ቲራቮሎ፡ ሓድሽ-ዓዲ፡ ጎዳይፍ፡ ቪላጆ፡ ማእከል ከተማ፡ ምህራም-ጭራን ፓራዲዞን፣ 3 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 2 ካብ መንደፈራ፡ ሓንቲ ድማ ካብ ዓዲ-ዃላ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል ከረን – ዞባ ዓንሰባ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 9 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 83 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,112 በጺሑ’ሎ። 6,915 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 53 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 144 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
18 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 19 Nov 2021, 11:32

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 19, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 21 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 8 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 7 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ 3 ካብ ማእከል-ከተማ፡ 2 ካብ ሰምበል፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገጀረትን ጸሎትን፣ ከምኡ’ውን 13 ድማ ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 9 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ 2 ካብ መንደፈራ፡ ሓደ ካብ ዓረዛ፡ ሓደ ድማ ካብ ዓዲ-ቐይሕ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 7 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,133 በጺሑ’ሎ። 6,922 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 53 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 158 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
19 ሕዳር 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 20 Nov 2021, 18:34

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 20, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ደቡብ፡ ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 23 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 12 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 5 ካብ መንደፈራ፡ 3 ካብ ዓዲ-ቐይሕ፡ 2 ካብ ድባርዋ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ሰገነይትን ዓዲዃላን፣ 9 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 5 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 4 ከኣ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ካብ መዓስከር ደንደን፡ ኣኽርያ፡ ሞዶሽቶን ካምፖቦሎን፣ ከምኡ’ውን 2 ኣብ ባረንቱን ሃይኮታን – ዞባ ጋሽ-ባርካ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 40 ዜጋታት፡ ማለት 30 ካብ ዞባ ማእከል፡ 10 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 70 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7,156 በጺሑ’ሎ። 6,962 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 54 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 140 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
20 ሕዳር 2021

Post Reply