Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 03 Oct 2021, 12:58

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 3, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ደቡ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓንቲ ዜጋ ካብ ድባርዋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,723 በጺሑ’ሎ፡ 6,650 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 31 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቒቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
3 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 Oct 2021, 14:23

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 4, 2021



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,723 በጺሑ’ሎ። 6,655 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 26 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
4 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Oct 2021, 10:55

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 5, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 8 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,725 በጺሑ’ሎ። 6,663 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 20 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
5 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Oct 2021, 19:12

ዘይቅየር መርገጺ ህዝቢ ኤርትራ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ




Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 Oct 2021, 18:25

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 6, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቡብን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 4 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 2 ኣብ ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሓደ ኣብ መንደፈራ – ዞባ ደቡብ፣ ሓደ ድማ ኣብ ኣስመራ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,729 በጺሑ’ሎ። 6,663 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 24 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
6 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 07 Oct 2021, 10:35

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 7, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላትን መመርመሪ መደበራትን ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ እቶም 2 ኣብ መወሸቢ ማእከላት ተዓቚቦም ዝጸንሑ፣ 3 ድማ ኣብ መመርመሪ መደበራት ብዝተገብረ መርመራታት መልከፍቶም ዝተረጋገጸ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።
በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,734 በጺሑ’ሎ። 6,666 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 26 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።


ሚኒስትሪ ጥዕና
7 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 08 Oct 2021, 15:05

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 8, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላትን መመርመሪ መደበራትን ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብዚኦም፡ እቶም 2 ኣብ መወሸቢ ማእከላት ተዓቚቦም ዝጸንሑ ክኾኑ ከለዉ፣ ሓደ ድማ ኣብ መመርመሪ መደበራት ብዝተገብረ መርመራታት መልከፍቱ ዝተረጋገጸ’ዩ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,737 በጺሑ’ሎ። 6,668 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 27 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
8 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 Oct 2021, 12:31

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 9, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላትን መመርመሪ መደበራትን ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 4 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብዚኦም፣ እቶም 2 ኣብ መወሸቢ ማእከላት ተዓቑቦም ዝጸንሑ ክኾኑ ከለዉ፣ እቶም 2 ድማ ኣብ መመርመሪ መደበራት ብዝተገብረ መርመራታት መልከፍቶም ዝተረጋገጸ’ዮም።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዋ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ ተዓቑባ ክንክን ክግበረላ ዝጸንሐ ሓንቲ ዜጋ ሓውያ ተፋንያ’ላ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,741 በጺሑ’ሎ። 6,669 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 42 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 30 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
9 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 10 Oct 2021, 19:34

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 10, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ እቶም 2 ኣብ ኣስመራ፡ ሓደ ድማ ኣብ መንደፈራ – ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ወዲ 64 ዜጋ፡ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,744 በጺሑ’ሎ። 6,669 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 43 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 32 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።


ሚኒስትሪ ጥዕና
10 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 11 Oct 2021, 16:03

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 11, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን፡ ደቡብን፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን፡ ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 11 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብ’ዚኦም፡ እቶም 4 ኣብ ኣስመራ - ዞባ ማእከል፡ 4 ኣብ መንደፈራ - ዞባ ደቡብ፡ 2 ኣብ ዓሰብ - ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሓደ ድማ ኣብ ሓጋዝ – ዞባ ዓንሰባ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,755 በጺሑ’ሎ። 6,669 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 43 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 43 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።


ሚኒስትሪ ጥዕና
11 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 12 Oct 2021, 12:16

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 12, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላትን መመርመሪ መደበራትን ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ካብ’ዚኦም፡ እቶም 2 ካብ መመርመሪ መደበራት ኣስመራ ክዀኑ ከለዉ፡ ሓደ ድማ ኣብ ኣዲባራ – ዞባ ጋሽ-ባርካ ተወሺቡ ዝጸንሐ’ዩ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 4 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,758 በጺሑ’ሎ። 6,673 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 43 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 42 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
12 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 12 Oct 2021, 18:59

In the meantime, meet the brave "ብጭር"!



For those Forumers who may not understand Tigrigna,
a mischievous shepherd intentionally breaks Bitchir's water jug with a slingshot after she fetched water from her village well. Needless to say, she was angry and couldn't wait to find out the culprit to beat him up. She was feared even by the village boys as one could see the reactions on their faces. Some village girls told her that "Haile" was the guy who broke her water jug. But instead of appreciating their help, she scared them off perhaps not believing their story.
Soon enough she got him when he was calling some friend and she whipped him good until he agreed not to do such mischief again. At the end of the day, when he was heading to his home, his father (who was aware of the situation) asked him "What are the scratches on your face, son"? Haile tried to cover the story up by stating "when I walk through bushes and branches, what do you expect Dad"? He continued with his fake story of beating her until she begged him for mercy. She overheard his story when she showed up and wanted to beat him in front of his father with a vengeance. The father was so ashamed of his son's behavior, he supported and encourage her to beat him up. :lol: :lol: :lol:

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 13 Oct 2021, 11:11

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 13, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላትን መመርመሪ መደበራትን ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ካብ’ዚኦም፡ እቶም 3 ካብ መወሸቢ ማእከላትን መመርመሪ መደበራትን ኣስመራ ክዀኑ ከለዉ፡ 3 ድማ ኣብ ከተማ ከረን – ዞባ ዓንሰባ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,764 በጺሑ’ሎ። 6,673 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 43 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 48 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
13 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 14 Oct 2021, 15:26

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 14, 2021



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፣ ጓል 65 ዓመት ዜጋ ካብ ዞባ ዓንሰባ ድማ ብሞት ተፈልያ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,764 በጺሑ’ሎ። 6,676 ካብዚ’ኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 44 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 44 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
14 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 15 Oct 2021, 10:51

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 15, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላትን መመርመሪ መደበራትን ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 3 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ካብዚ’ኦም፣ እቲ ሓደ ኣብ መወሸቢ ማእከል ተዓቑቡ ዝጸንሐ፣ እቶም 2 ድማ ካብ መመርመሪ መደበራት’ዮም።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,767 በጺሑ’ሎ። 6,676 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 44 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 47 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
15 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 16 Oct 2021, 15:08

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 16, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላትን መመርመሪ መደበራትን ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ካብ’ዚኦም፡ እቶም 4 ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዝጸንሑ ክዀኑ ከለዉ፣ እቶም 2 ድማ ካብ መመርመሪ መደበራት’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,773 በጺሑ’ሎ። 6,676 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 44 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 53 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
16 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Oct 2021, 11:39

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 17, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ መደበራት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ ሓውዩ ክፋኖ እንከሎ፣ ወዲ 78 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,774 በጺሑ’ሎ። 6,677 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 52 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
17 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 18 Oct 2021, 11:32

ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን ዘጸልምት ሓይሊ የለን - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 18 Oct 2021, 14:13

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 18, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ መደበራት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,776 በጺሑ’ሎ። 6,677 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 54 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
18 ጥቅምቲ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 19 Oct 2021, 11:06

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 19, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ መደበራት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,778 በጺሑ’ሎ። 6,682 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 45 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 51 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
19 ጥቅምቲ 2021

Post Reply