Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 21 Jul 2022, 11:37

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 21, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 9 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 3 ካብ ኣርባዕተ’ስመራ፡ 2 ካብ ማይተመናይ፡ 2 ካብ ሓዝሓዝ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ሰምበልን ገዛ-ከኒሻን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 11 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,907 በጺሑ’ሎ። 9,742 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 62 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
21 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 22 Jul 2022, 11:02

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 22, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 9 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 2 ካብ ጎዳይፍ፡ 2 ካብ ገዛ-ባንዳ፡ ሓደ ካብ ቀሓውታ፡ ሓደ ካብ ባርጂማ፡ ሓደ ካብ ዓዲ-ሰጒዶ፡ ሓደ ካብ ዓዲ-ቐይሕ፡ ሓደ ድማ ካብ ከረን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,916 በጺሑ’ሎ። 9,744 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 69 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
22 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 23 Jul 2022, 12:42

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 23, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 12 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 2 እንዳ-ጀርመን፡ ሓሓደ ድማ ቀሓውታ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ቲራቮሎ፡ ገጀረት፡ ማእከል-ከተማ፡ ሰታንትኦቶ፡ ቪላጆ፡ ዳዕሮ-ቓውሎስ፡ ጸሎትን ደቀምሓረን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 11 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,928 በጺሑ’ሎ። 9,755 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 70 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
23 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 25 Jul 2022, 10:35

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 25, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 16 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 7 ማእከል-ከተማ፡ 4 ኣኽሪያ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ቀሓውታ፡ ቲራቮሎ፡ ገዛ-ከኒሻ፡ ደቀምሓረን ከረንን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 11 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,944 በጺሑ’ሎ። 9,766 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 75 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
25 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 26 Jul 2022, 10:52

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 26, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 22 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 3 ካምፖ-ቦሎ፡ 3 ማእከል-ከተማ፡ 2 ኣኽሪያ፡ 2 ዓዲ-ኣበይቶ፡ 2 ባርጅማ፡ 2 ጸሮና፡ 2 ዓዲ-ቐይሕ፡ ከምኡ’ውን ሓሓደ ካብ ቲራቮሎ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ወኪ-ድባ፡ ገጀረት፡ ኣባሻውልን ከረንን’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,966 በጺሑ’ሎ። 9,766 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 97 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
26 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 27 Jul 2022, 11:16

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 27, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 14 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 4 መዓስከር ኣልጌን፡ 2 ማእከል-ከተማ፡ 2 ማይ-ጭሆት፡ ሓሓደ ድማ ካብ እንዳ-ጀርመን፡ ኣርባዕተ'ስመራ፡ ቲራቮሎ፡ መንደፈራ፡ እምኒ-ሓይሊን ዓዲ-ቐይሕን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 9 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,980 በጺሑ’ሎ። 9,775 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 102 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
27 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 28 Jul 2022, 12:32

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 28, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 15 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 2 ማይተመናይ፡ 2 ደምበ-ሰምበል፡ 2 ገጀረት፡ 2 ማእከል ከተማ፡ 2 ባጽዕ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ማይ-ጭሆት፡ ኣባሻውል፡ ሰምበል፡ ዓመጺን ሰገነይትን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 9 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,995 በጺሑ’ሎ። 9,784 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 108 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
28 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 29 Jul 2022, 14:17

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 29, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 4 ማእከል-ከተማ፡ 4 ከረን፡ 3 ማይተመናይ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገዛ-ባንዳ፡ ኣኽሪያ፡ ፓራዲዞ፡ ቀሓውታ፡ ቲራቮሎ፡ ኣቑርደት፡ ባረንቱን ዓዲ-ቐይሕን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 10 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,014 በጺሑ’ሎ። 9,794 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 117 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
29 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 30 Jul 2022, 11:03

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 30, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 18 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 3 ቲራቮሎ፡ 2 ገጀረት፡ 2 ቪላጆ፡ 2 ከረን፡ 2 ዓዲ-ቐይሕ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ማይተመናይ፡ ጎዳይፍ፡ ሰምበል፡ እምባጋልያኖ፡ ገዛ-ባንዳን ጸሮናን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,032 በጺሑ’ሎ። 9,797 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 132 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
30 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 31 Jul 2022, 12:31

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jul 31, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 13 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 3 ካብ ገጀረት፡ ሓሓደ ድማ ካብ ቪላጆ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ጸጸራት፡ ዓዲ-ኣቤቶ፡ ኣኽርያ፡ ኣባ-ሻዉል፡ ቁሸት፡ ማይ-ጭሆት፡ ደቀምሓረን ሰገነይትን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 7 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,045 በጺሑ’ሎ። 9,804 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 138 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
31 ሓምለ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 01 Aug 2022, 11:08

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 1, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 9 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 2 ዕዳጋ-ሓሙስ፡ 2 ኣኽሪያ፡ 2 ሰታንትኦቶ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ምህራም-ጭራ፡ ቤት-ገርጊስን መንደፈራን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 23 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,054 በጺሑ’ሎ። 9,827 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 124 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
1 ነሓሰ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 02 Aug 2022, 12:11

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 2, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 20 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 4 ካብ ማእከል ከተማ፡ 4 ቲራቮሎ፡ 3 ገጅረት፡ 2 ኣኽርያ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ቪላጆ፡ ቁሸት፡ ባር ጂማ፡ ደምበ ሰምበል፡ ዕዳጋ ሓሙስ፡ ሓዝሓዝን፡ሰገነይትን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 10 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,074 በጺሑ’ሎ። 9,837 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 134 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
2 ነሓሰ 2022
Last edited by Temt on 03 Aug 2022, 11:37, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 03 Aug 2022, 10:51

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 3, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 13 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 2 ደቀምሓረ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ቲራቮሎ፡ ደምበ-ሰምበል፡ ገዛ-ባንዳ፡ ዳዕሮ-ቓውሎስ፡ ገጀረት፡ ኣባሻውል፡ ዓዲ-ሰጒዶ፡ ዓዲ-ጓዕዳድ፡ ዓዲ-ኣበይቶ፡ ቪላጆን ከረንን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 17 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,087 በጺሑ’ሎ። 9,854 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 130 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
3 ነሓሰ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 Aug 2022, 13:25

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 4, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 8 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 2 ሰምበል፡ ሓሓደ ድማ ካብ ጎዳይፍ፡ ማይተመናይ፡ ወኪ፡ ገጀረት፡ ማይ-ጭሆትን ገዛ-ባንዳን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 16 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,095 በጺሑ’ሎ። 9,870 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 122 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
4 ነሓሰ 2022
Last edited by Temt on 10 Aug 2022, 17:51, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Aug 2022, 12:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 5, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 14 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 2 ማይ-ነፍሒ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ማይተመናይ፡ ማእከል ከተማ፡ ጸጸራት፡ ኣርባዕተስመራ፡ ኣኽሪያ፡ ቲራቮሎ፡ ዓዲ-ኣበይቶ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሰምበል፡ ገዛ-ባንዳ፡ ዓዲ-ሰጒዶን ገልዓሎን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 25 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,109 በጺሑ’ሎ። 9,895 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 111 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
5 ነሓሰ 2022
Last edited by Temt on 10 Aug 2022, 17:51, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 Aug 2022, 12:07

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 6, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ ቀሓውታ፡ ሰምበል፡ ደምበ-ሰምበል፡ ማእከል-ከተማ፡ ገጀረት፡ መንደፈራን ኣውጋሮን’ዩ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,116 በጺሑ’ሎ። 9,900 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 113 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
6 ነሓሰ 2022
Last edited by Temt on 10 Aug 2022, 17:52, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 07 Aug 2022, 11:10

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 7, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ ማይ-ተመናይን ከረንን’ዩ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 6 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,118 በጺሑ’ሎ። 9,906 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 109 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
7 ነሓሰ 2022
Last edited by Temt on 10 Aug 2022, 17:53, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 08 Aug 2022, 11:33

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 8, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ 2 ካብ ኣኽሪያ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገጀረት፡ እንዳ-ጀርመን፡ ሰኒታን ሞልቊን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 13 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,124 በጺሑ’ሎ። 9,919 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 102 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
8 ነሓሰ 2022
Last edited by Temt on 10 Aug 2022, 17:54, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 Aug 2022, 11:06

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 9, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ ኣባሻውልን ፓራዲዞን’ዩ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 13 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,126 በጺሑ’ሎ። 9,932 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 91 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
9 ነሓሰ 2022
Last edited by Temt on 10 Aug 2022, 17:55, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 10 Aug 2022, 17:47

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Aug 10, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ ቪላጆን ዓዲ ቐዪሕን’ዩ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 9 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 10,128 በጺሑ’ሎ። 9,941 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 84 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
10 ነሓሰ 2022

Post Reply