Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 08 Sep 2022, 12:12

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 8, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 3 ካብ ጐዳይፍ፡ ሓደ ካብ ጸጸራት፡ ሓደ ድማ ካብ ማይ-ምነ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,163 በጺሑ’ሎ። 10,051 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 9 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
8 መስከረም 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 12 Sep 2022, 11:35

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 12, 2022



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,163 በጺሑ’ሎ። 10,054 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 6 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
12 መስከረም 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 14 Sep 2022, 10:52

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 14, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ መንደፈራ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,164 በጺሑ’ሎ። 10,056 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 5 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
14 መስከረም 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 19 Sep 2022, 22:08

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 19, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ኣድራሻኦም ከኣ ሓሓደ ካብ ገዛ ባንዳን፡ ማይ ተመናይን እዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,166 በጺሑ’ሎ። 10,058 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 5 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
19 መስከረም 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 21 Sep 2022, 11:43

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 21, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት – ማለት ሓደ ካብ ፓራዲዞ ሓደ ድማ ካብ ዒላበርዕድ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,168 በጺሑ’ሎ። 10,058 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 7 ድማ ጌና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
21 መስከረም 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 26 Sep 2022, 12:36

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 26, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ መንደፈራ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,169 በጺሑ’ሎ። 10,063 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 3 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
26 መስከረም 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 30 Sep 2022, 12:34

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 30, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ዓዲ-ቐይሕ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,170 በጺሑ’ሎ። 10,065 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 2 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
30 መስከረም 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 03 Oct 2022, 15:46

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 3, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ ሓደ ካብ ኣኽሪያ፡ ሓደ ካብ ደምበ-ሰምበል፡ ሓደ ድማ ካብ ሰንዓፈ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,173 በጺሑ’ሎ። 10,065 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 5 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
03 ጥቅምቲ 2022
Last edited by Temt on 05 Oct 2022, 11:55, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Oct 2022, 11:54

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 5, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት – ማለት ሓደ ካብ ቊሸት ሓደ ድማ ካብ ደቀምሓረ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,175 በጺሑ’ሎ። 10,067 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 5 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
05 ጥቅምቲ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 08 Oct 2022, 23:02

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 8, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት – ሓደ ካብ ሓዝሓዝ ሓደ ድማ ካብ ከረን፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,177 በጺሑ’ሎ። 10,068 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 6 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
8 ጥቅምቲ 2022
Last edited by Temt on 12 Oct 2022, 12:02, edited 2 times in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 11 Oct 2022, 14:11

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 9, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ ሓደ ካብ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ሓደ ካብ ደቀምሓረ፡ ሓደ ድማ ካብ ድባርዋ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,180 በጺሑ’ሎ። 10,069 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 8 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
9 ጥቅምቲ 2022
Last edited by Temt on 12 Oct 2022, 11:59, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 12 Oct 2022, 11:58

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 12, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት – ካብ ዓዲ-ኣበይቶን እምኒ-ሓይልን ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዩም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,182 በጺሑ’ሎ። 10,072 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 7 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
12 ጥቅምቲ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Oct 2022, 12:17

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 17, 2022



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 5 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,182 በጺሑ’ሎ። 10,077 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 2 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
17 ጥቅምቲ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 19 Oct 2022, 11:12

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 19, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ ቲራቮሎ፡ ጎዳይፍን ሰምበልን’ዩ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,185 በጺሑ’ሎ። 10,078 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 4 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
19 ጥቅምቲ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 24 Oct 2022, 15:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 24, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት – ካብ ፎሮብያን ገዛ-ከኒሻን፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,187 በጺሑ’ሎ። 10,080 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 4 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
24 ጥቅምቲ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 28 Oct 2022, 16:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 28, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ – ካብ ቃሓውታ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,188 በጺሑ’ሎ። 10,082 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 3 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
28 ጥቅምቲ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 31 Oct 2022, 15:38

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Oct 31, 2022


ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ – ካብ ማእከል ከተማ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,189 በጺሑ’ሎ። 10,085 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 1 ድማ ጌና ክንክን ዝግበረሉ ዘሎ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
31 ጥቅምቲ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 Nov 2022, 21:49

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Nov 4, 2022



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 10,189 በጺሑ’ሎ። 10,086 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
4 ሕዳር 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 14 Nov 2022, 19:44

ንብዓት ሓርገጽ - ሰነዳዊ ፊልም | Crocodile Tears - Eri-TV Documentaries

Post Reply