Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 20 Apr 2022, 11:05

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Apr 20, 2022



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,733 በጺሑ’ሎ። 9,630 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
20 ሚያዝያ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 21 Apr 2022, 13:45

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Apr 21, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ዓዲ-ቐይሕ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,734 በጺሑ’ሎ። 9,630 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓደ ድማ ኣብ ሆስፒታል ዝርከብ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
21 ሚያዝያ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 26 Apr 2022, 14:25

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Apr 26, 2022



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቑቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፣ ሓውዩ ሎሚ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 9,734 በጺሑ’ሎ። 9,631 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 103 ድማ ብሞት ዝተፈልዩ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
26 ሚያዝያ 2022

Aba
Member
Posts: 4018
Joined: 15 Apr 2011, 17:52

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Aba » 27 Apr 2022, 05:25

Why North Korea and Eritrea do not have Covid vaccine programmes

Just two out of 195 states are yet to start vaccinating their citizens – here’s why
The isolated dictatorships are yet to start rolling out Covid vaccines

BY CLARA MURRAY16:40, 25 APR 2022UPDATED16:44, 25 APR 2022

It feels like a long time since the Covid-19 vaccine rollout dominated the conversation. In Ireland, 85 per cent of eligible people have now been fully vaccinated against the virus, while nearly two-thirds of the global population have got at least one jab.

But for some parts of the world, the conversation has not even begun.

Just two countries have not given out a single Covid vaccine to their populations through an official programme: the dictatorships of North Korea and Eritrea...
https://www.google.com/amp/s/www.buzz.i ... 794616.amp

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 27 Apr 2022, 11:21

Aba wrote:
27 Apr 2022, 05:25
Why North Korea and Eritrea do not have Covid vaccine programmes
ኣየ ናይ ዓጋመ ነገር! You people are pathetically stone heads. Do you ever understand anything that is displayed in front of your eyes in broad daylight? Do you knuckleheads understand what "zero" means?

Aba
Member
Posts: 4018
Joined: 15 Apr 2011, 17:52

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Aba » 28 Apr 2022, 02:50

Temt wrote:
27 Apr 2022, 11:21
Aba wrote:
27 Apr 2022, 05:25
Why North Korea and Eritrea do not have Covid vaccine programmes
ኣየ ናይ ዓጋመ ነገር!


Wedi komarit,
Did you say "ዓጋመ"? Fess@aam wedi40


Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 29 Apr 2022, 12:05

ዕዳጋ እኽሊ ኣብ ቅንያት በዓላት | ERi-TV #Eritrea

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 May 2022, 12:04

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 4, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኣ ዓረዛ – ዞባ ደቡብ ዝዀነት ሓንቲ ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,735 በጺሑ’ሎ። 9,631 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ ሓንቲ ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚባ ዘድሊ ክንክን ዝግበረላ ዘላ’ያ።

ሚኒስትሪ ጥዕና
04 ግንቦት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 May 2022, 18:31

ጸባን ውጽኢት ጸባን - ካብ ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 May 2022, 14:00

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 5, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም ድማ፡ ሓደ ካብ ቁሸት፣ ሓንቲ ድማ ካብ ገዛ-ባንዳ’ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,737 በጺሑ’ሎ። 9,631 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 3 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
05 ግንቦት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 May 2022, 18:57

Evening News in Tigrinya for May 6, 2022 - ERi-TV, Eritrea

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 08 May 2022, 00:37

ሓተታ - “ናይ ኩሉን ንኹሉን” ዓለም – ግዴታ’ምበር ሕርያ ኣይኮነን - ERi-TV Editorial

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 May 2022, 13:09

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 9, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ዓረዛ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,738 በጺሑ’ሎ። 9,631 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 4 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
9 ግንቦት 2022
Last edited by Temt on 09 May 2022, 14:05, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 May 2022, 13:28

መኣዝን ልምዓት፡ ካብ ተሪር መሰረት - ናብ ውሑስ ድሕነት | Efforts to provide transportation services in remote areas.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 11 May 2022, 14:25

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 11, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,740 በጺሑ’ሎ። 9,632 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 5 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
11 ግንቦት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 12 May 2022, 12:05

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 12, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከል ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 4 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,744 በጺሑ’ሎ። 9,632 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 9 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
12 ግንቦት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 13 May 2022, 11:23

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 13, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ጎልጅ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,745 በጺሑ’ሎ። 9,632 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 10 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
13 ግንቦት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 16 May 2022, 14:13

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 16, 2022



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ዘድሊ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,745 በጺሑ’ሎ። 9,633 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 9 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
16 ግንቦት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 May 2022, 18:18

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 17, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ከኣ 3 ካብ ዞባ ማእከል ኮይኖም፡ ኣድራሻኦም ማእከል ከተማ ኣኽርያን ማይተመናይን፡ 3 ድማ፡ ሓደ ካብ ከረን ዞባ ዓንሰባ፡ ሓደ ካብ ተሰነይ ዞባ ጋሽባርካ፡ ሓደ ድማ ካብ ዱባርዋ ዞባ ደቡብ'ዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,751 በጺሑ’ሎ። 9,633 ካብ’ዚኣቶም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 15 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ዘድሊ ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
17 ግንቦት 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 18 May 2022, 11:00

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
May 18, 2022



ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ዘድሊ ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ሎሚ ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,751 በጺሑ’ሎ። 9,636 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 103 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 12 ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ዝግበረሎም ዘለዉ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
18 ግንቦት 2022

Post Reply