LEMIN MEDIA
5 hours ago
ብመካናይዝድ ሓይልታት ዝተደገፈ ገዚፍ ሓይሊ ሰራዊት ትግራይ ናብ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ምስተንቀሳቐሰ፤ ዝርዓደ ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራ፤ ውግእ እንተይተጀመረ እግረይ ኣውፅእኒ ኢሉ፤ ንዓዲፀፀር፣ ገምሃሎ፣ ጓልገምሃሎን ባድመን ገዲፉ፤ ካብ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ጠቅሊሉ ሃዲሙ ኣሎ! ትግራይ ትስዕር ኣላ!
Kassa HaileMariam
-
- Senior Member+
- Posts: 45803
- Joined: 30 May 2010, 23:04