Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
pushkin
Member+
Posts: 9527
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

ኣሸኳይ ኢንፈርመሽን!

Post by pushkin » 02 Aug 2021, 07:23

መብልዒ እንጀራ ሸሓኒኦም ብወራሪ "ኣራዊት" ኤርትራ ዝተሰርቆም ገባር ትግራይ ኣብ ናይ ረድኤት መሸማዕ ኣንጺፎም ክበልዑ ተገዲዶም ኣለዉ :lol: :lol: :lol: :lol:

ደቂ ትግራይ፣ ነዚ ግፍዒ ቢያንስ ዓለም ንኽፈልጦ እስተ ኣብ twitter ሼር በልዎ በይዛኻትኩም። እኒ ማርቲን ፕላውትና ትሮንቮል ብእንግሊዘኛ ተርጒሞም ንዓለም ንኸሰራጭይዎ ለኣኹሎም ኢኹም። በይዛኻትኩም ሼር ምግባር ምንም ወጪ የብሉይ።

ካልእ እንተቐረየ እቲ ሸሓኒ ብኣሸኳይ ንኽምለስ ኣሜሪካና ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ኣስፈላጊ ጫና ንኽገብራ ሓጋዛይ ማስረጃ እዩ። በይዛኻትኩም! በይዛኻትኩም! ኣዶ ትግራይ ዝብላዕ ምስኣና እንተይኣክል መቐረብ ሸሓኒ ስኢና ተጨኒቓ እኒኣ።

በይዛኻትኩም እዚ ፎቶ፣ እቲ ሸሓኒ ሕብሩ እንተይቀየረ ብቶሎ ካብ ኤርትራ ንኽምለስ መእማናይ እዩ። ሐዚ ንሰምዖ ዘለናማ ብስሩ ዘናድድ እዩ። ኣብቱይ መዓኮር ሸሓኒ ሜድ ኢን ኤርትራ ዝብል ጽሑፍ እንተይቀረየ ይጽሕፉሉ ኣለዉ።

ንእኒ ኣምኒኤል ኣሰና ውነይ ንኸጋውሕዎ ብቶሎ ለኣኹሎም ኢኹም።

ሓውኹም ግዛቸው ኣለነ እየ ካብ ከባቢ እንትጮ።

pushkin
Member+
Posts: 9527
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣሸኳይ ኢንፈርመሽን!

Post by pushkin » 02 Aug 2021, 08:12

እዘን እምበይትናስ ማንካን ፋርኬታን ይህልወን ዶ ኾን? :mrgreen: :lol: :lol: :lol: :lol: :mrgreen:

Kuasmeda
Member+
Posts: 6384
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

Re: ኣሸኳይ ኢንፈርመሽን!

Post by Kuasmeda » 02 Aug 2021, 08:55

:lol: :lol: :lol: :lol:
pushkin wrote:
02 Aug 2021, 07:23
መብልዒ እንጀራ ሸሓኒኦም ብወራሪ "ኣራዊት" ኤርትራ ዝተሰርቆም ገባር ትግራይ ኣብ ናይ ረድኤት መሸማዕ ኣንጺፎም ክበልዑ ተገዲዶም ኣለዉ :lol: :lol: :lol: :lol:

ደቂ ትግራይ፣ ነዚ ግፍዒ ቢያንስ ዓለም ንኽፈልጦ እስተ ኣብ twitter ሼር በልዎ በይዛኻትኩም። እኒ ማርቲን ፕላውትና ትሮንቮል ብእንግሊዘኛ ተርጒሞም ንዓለም ንኸሰራጭይዎ ለኣኹሎም ኢኹም። በይዛኻትኩም ሼር ምግባር ምንም ወጪ የብሉይ።

ካልእ እንተቐረየ እቲ ሸሓኒ ብኣሸኳይ ንኽምለስ ኣሜሪካና ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ኣስፈላጊ ጫና ንኽገብራ ሓጋዛይ ማስረጃ እዩ። በይዛኻትኩም! በይዛኻትኩም! ኣዶ ትግራይ ዝብላዕ ምስኣና እንተይኣክል መቐረብ ሸሓኒ ስኢና ተጨኒቓ እኒኣ።

በይዛኻትኩም እዚ ፎቶ፣ እቲ ሸሓኒ ሕብሩ እንተይቀየረ ብቶሎ ካብ ኤርትራ ንኽምለስ መእማናይ እዩ። ሐዚ ንሰምዖ ዘለናማ ብስሩ ዘናድድ እዩ። ኣብቱይ መዓኮር ሸሓኒ ሜድ ኢን ኤርትራ ዝብል ጽሑፍ እንተይቀረየ ይጽሕፉሉ ኣለዉ።

ንእኒ ኣምኒኤል ኣሰና ውነይ ንኸጋውሕዎ ብቶሎ ለኣኹሎም ኢኹም።

ሓውኹም ግዛቸው ኣለነ እየ ካብ ከባቢ እንትጮ።

Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

Re: ኣሸኳይ ኢንፈርመሽን!

Post by Hameddibewoyane » 02 Aug 2021, 11:32

:lol: :lol: :lol: :lol: :lol:
pushkin wrote:
02 Aug 2021, 07:23
መብልዒ እንጀራ ሸሓኒኦም ብወራሪ "ኣራዊት" ኤርትራ ዝተሰርቆም ገባር ትግራይ ኣብ ናይ ረድኤት መሸማዕ ኣንጺፎም ክበልዑ ተገዲዶም ኣለዉ :lol: :lol: :lol: :lol:

ደቂ ትግራይ፣ ነዚ ግፍዒ ቢያንስ ዓለም ንኽፈልጦ እስተ ኣብ twitter ሼር በልዎ በይዛኻትኩም። እኒ ማርቲን ፕላውትና ትሮንቮል ብእንግሊዘኛ ተርጒሞም ንዓለም ንኸሰራጭይዎ ለኣኹሎም ኢኹም። በይዛኻትኩም ሼር ምግባር ምንም ወጪ የብሉይ።

ካልእ እንተቐረየ እቲ ሸሓኒ ብኣሸኳይ ንኽምለስ ኣሜሪካና ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ኣስፈላጊ ጫና ንኽገብራ ሓጋዛይ ማስረጃ እዩ። በይዛኻትኩም! በይዛኻትኩም! ኣዶ ትግራይ ዝብላዕ ምስኣና እንተይኣክል መቐረብ ሸሓኒ ስኢና ተጨኒቓ እኒኣ።

በይዛኻትኩም እዚ ፎቶ፣ እቲ ሸሓኒ ሕብሩ እንተይቀየረ ብቶሎ ካብ ኤርትራ ንኽምለስ መእማናይ እዩ። ሐዚ ንሰምዖ ዘለናማ ብስሩ ዘናድድ እዩ። ኣብቱይ መዓኮር ሸሓኒ ሜድ ኢን ኤርትራ ዝብል ጽሑፍ እንተይቀረየ ይጽሕፉሉ ኣለዉ።

ንእኒ ኣምኒኤል ኣሰና ውነይ ንኸጋውሕዎ ብቶሎ ለኣኹሎም ኢኹም።

ሓውኹም ግዛቸው ኣለነ እየ ካብ ከባቢ እንትጮ።

pushkin
Member+
Posts: 9527
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣሸኳይ ኢንፈርመሽን!

Post by pushkin » 02 Aug 2021, 12:30

:lol: :lol: :lol: :lol:
Please wait, video is loading...

Post Reply