Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
pushkin
Member+
Posts: 9527
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Mereb River is not just a river. It is a more of a psychological and cultural dividing line!

Post by pushkin » 31 Jul 2021, 16:06

መረብ፣ ተራ ውሕጅ ጥራይ ኣይኮነን!
መሪር ሓቂ (bitter truth) ንተጋሩ:-
(ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)

እዚ ኣብ'ዚ ስእሊ ንርእዮ ዘለና፣ ኣብ ሞንጎ ክሳድ ዒቃን ራማን ዘሎ ቀንዲ ቢንቶ/ ድንድል ሩባ መረብ እዩ።

ኣብ'ዚ ስእሊ ከም ንርእዮ ዘለና፣ ሩባ መረብ፣ ንሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ድማ ንዞባ ደቡብ ናይ ሃገረ ኤርትራን ንክልል ትግራይ ናይ ኢትዮጵያን ዝፈሊ ታሪኻዊን ተፈጥሮኣዊን ዶብ እዩ።

ስሙይ (Legendary) ሩባ መረብ፣ እንካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ጀሚሩ ብዙሕ ተደሪፉሉን ብዙሕ ኣውሎን ማሰን ተባሂሉሉ እዩ። ቅድሚ ምምጻእ መግዛእቲ ጥልያን፣ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ጀሚሩ፣ "መረብ ምላሽ" እንዳተባህለ፣ ከም መወከሲ (Reference) ታሪኻዊ ዶብ ምድረ ባሕሪ (ባሕረ ነጋሽ) ኮይኑ ኣገልጊሉ እዩ።

ክንጀው መረብ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝነበረን ዘሎን ህዝቢ ናቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ጥንታዊያን ድብቱር ሕግታት እንዳባ (ከም ሕጊታት ኣድከመ ምልጋእን ሕጊ ሎጎ ጭዋን) ዘለዎ፣ ጽያፉ ዝኸተተ፣ ነውሪን ገበንን ዝፈልጥ፣ ፋሪሃ እግዚኣብሄር ዘለዎ፣ ተሰርዓይ ህዝቢ እዩ። ብኣንጻሩ ስግር መረብ ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ፣ ዝኾነ ድብቱር ሕጊታት እንዳባ ዘይብሉ፣ ብኣዝዮም ድሑራት መሳፍንቲ እንዳተገዝአ ንሓድሕዱ ብሽፍትነት እንደተሃናኾተ ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ እዩ።

ትግራይ፣ ብሓይለይ ሓይልኻ ዝግዛእ ዝነበረ፣ ሕጊ ኣልቦ፣ ቦታ ሽፍትነትን ገበንን እዩ ኔሩ። ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ፣ ከም ወዮ ካብ ብሱል ጥር ኣይሰኣንን ዝበሃል፣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ገበን ዝፈጸመ ሰብ መረብ ሰጊሩ፣ ኣብ'ታ ጫካ ገበነኛታት ሸፋቱ ዝነበረትን ዘላን ትግራይ ዝዕቆብ ዝነበረ። ብኸምኡ ድማ ኢና ዓበይቲ ወለድና "እከለ ሰብ ቀቲሉ መረብ ሰጊሩ ናብ ትግራይ ሰጊሩ ምስ ከደ፣ ብኡ ጌሩ ምስጠፍአ፣ ክሳብ ሎሚ ደሃዩ የለን" ክብሉ ንሰምዖም። ብሓጺሩ፣ ትግራይ፣ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዝተፈላለየ ገበናት ንዝፈጸሙ ሸፋቱ፣ ውሕስቲ መዕቆቢት በዓቲ (safe sanctuary) እያ ኔራ።

ክንጀው ሩባ መረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነብር ህዝቢ ከም'ቲ ናይ ትግራይ "ጣቢያታት" ፋሕ ጭንግራሕ ኢሉ ዘይኮነ፣ ብጥርኑፋት ዓድታት ተጠርኒፉ፣ ብጭቃ ዓድታትን ምስሌነታትን ዝነባበር ዝነበረ ተሰረዓይን ስልጡንን ህዝቢ እዩ። ነፍስ ወከፍ ዓዲ፣ እትንገደሉ፣ ናታ ዝኾነ ዓመታዊ በዓል ንግደት እትጽንብል እያ። ስግር ሩባ መረብ፣ ኣብ ትግራይ ግን ጭቃ ዓድታትን ምስሌነታትን ኣይነበሩን። ኣጋይሽ ዝእንገዱሉ "ንግደት" ዝበሃል ከም ኣምር እውን ክሳብ ለይቲ ሎሚ ኣይፍለጥን እዩ!

ኣብ ትግራይ፣ "በበይ እዩ መረባኻ" ደኣ'ምበር፣ "ኣበይ እዩ ዓድኻ" ተባሂሉ ኣይሕተትን እዩ!

ክንጀው ሩባ መረብ (ኣብ ኤርትራ)፣ ሓሶት፣ ቅትለት፣ ስርቂ ጥሪት፣ ስርቂ ኣእካልን ሓሰርን፣ ካብ ሓዳርካ ወጻኢ ምዝማውን ምውላድን፣ ጥልመት፣ ብሓሶት ማሕላ፣ ብሓሶት ምምስካር ወዘተ. ብሕብረተሰብ ኤርትራ ኣዝዩ ጽያፍን ክሳብ መውስቦ ዘኸልክል መቕጻዕቲ (sanction) ዘስዕብን እዩ።

መረብ፣ ከም ሩባ ዓንሰባ፣ ከም ሩባ ባርካ፣ ከም ማይ ኣድከሞም፣ ወሓዚ ማይ ጥራይ ኣይኮነን!

መረብ፣ ከም ማይ ሸገሊ፣ ከም ሩባ ሓዳስ፣ ከም ሩባ ፈልከት፣ ከም ሩባ ሕዳይ፣ ወሓዚ ማይ ጥራይ ኣይኮነን!

መረብ፣ ከም ሩባ ዑበል፣ ከም ሩባ ማይ ተኸላ፣ ከም ሩባ ቀሺ ወይኖ፣ ከም ማይ ፈለጋ፣ ከም ማይ ሳግላ፣ ወሓዚ ማይ ጥራይ ኣይኮነን!

መረብ፣ ከም ጻዕዳ ቐላይ፣ ከም ማይ ነጠባ፣ ከም ማይ ቖቓሕ፣ ከም ሩባ ዓሊገደ፣ ወሓዚ ማይ ጥራይ ኣይኮነን!

መረብ፣ ናይ ዘበናት ሓጹር እዩ! መረብ መንደቕ እዩ! መረብ ዘይድፋእ ደጎል እዩ!

መረብ፣ ጥንታዊ መፍለዪ መስመር ሕጊ እንዳባን ሕጊ ኣልቦነትን እዩ። መረብ፣ መፍለዪ መስመር ሓቅን ሓሶትን፣ መፍለዪ መስመር እምነትን ጥልመትን እዩ! ብሓጺሩ፣ መረብ፣ ወሓዚ ሩባ ጥራይ ዝመስለካ እንተሊኻ፣ ተጋጊኻ ኣለኻ።

ሰበይ!
መረብ፣ ከም'ቲ ናብ ንግደት ዓደቦኻ ወይ ዓዲ ኣዴኻ ክትከይድ ከለኻ እትሳገሮ ተራ ሩባ ኣይኮነን!

መረብ፣ መፍለዪ ትእምርቲ ስነ-ኣእምሮኣዊ ኣቃውማ (Psychological make-up) ህዝብታት እዩ።

ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ ኣብ ስግር መረብ ራማ ዘሎ ትግራዋይ፣ ኣብ ክንዲ ምስ ኣብ ዓይላ ጉንደት/እንዳገርግስ ዘሎ ኤርትራዊ፣ ብዝያዳ ምስ ኣብ እንደርታ ከባቢ መቐለ ዘሎ ትግራዋይ ብስነ-ኣእምሮኣዊ ኣቃውማ (psychologically) ዝመሳሰል።

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12331
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: Mereb River is not just a river. It is a more of a psychological and cultural dividing line!

Post by Fiyameta » 31 Jul 2021, 16:23

So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true! So true!

Kuasmeda
Member+
Posts: 6384
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

Re: Mereb River is not just a river. It is a more of a psychological and cultural dividing line!

Post by Kuasmeda » 31 Jul 2021, 16:58

Very interesting article! This is the truth all Agames should accept the truth & get out of their folktales :lol:
pushkin wrote:
31 Jul 2021, 16:06
መረብ፣ ተራ ውሕጅ ጥራይ ኣይኮነን!
መሪር ሓቂ (bitter truth) ንተጋሩ:-
(ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)

እዚ ኣብ'ዚ ስእሊ ንርእዮ ዘለና፣ ኣብ ሞንጎ ክሳድ ዒቃን ራማን ዘሎ ቀንዲ ቢንቶ/ ድንድል ሩባ መረብ እዩ።

ኣብ'ዚ ስእሊ ከም ንርእዮ ዘለና፣ ሩባ መረብ፣ ንሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ድማ ንዞባ ደቡብ ናይ ሃገረ ኤርትራን ንክልል ትግራይ ናይ ኢትዮጵያን ዝፈሊ ታሪኻዊን ተፈጥሮኣዊን ዶብ እዩ።

ስሙይ (Legendary) ሩባ መረብ፣ እንካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ጀሚሩ ብዙሕ ተደሪፉሉን ብዙሕ ኣውሎን ማሰን ተባሂሉሉ እዩ። ቅድሚ ምምጻእ መግዛእቲ ጥልያን፣ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ጀሚሩ፣ "መረብ ምላሽ" እንዳተባህለ፣ ከም መወከሲ (Reference) ታሪኻዊ ዶብ ምድረ ባሕሪ (ባሕረ ነጋሽ) ኮይኑ ኣገልጊሉ እዩ።

ክንጀው መረብ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝነበረን ዘሎን ህዝቢ ናቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ጥንታዊያን ድብቱር ሕግታት እንዳባ (ከም ሕጊታት ኣድከመ ምልጋእን ሕጊ ሎጎ ጭዋን) ዘለዎ፣ ጽያፉ ዝኸተተ፣ ነውሪን ገበንን ዝፈልጥ፣ ፋሪሃ እግዚኣብሄር ዘለዎ፣ ተሰርዓይ ህዝቢ እዩ። ብኣንጻሩ ስግር መረብ ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ፣ ዝኾነ ድብቱር ሕጊታት እንዳባ ዘይብሉ፣ ብኣዝዮም ድሑራት መሳፍንቲ እንዳተገዝአ ንሓድሕዱ ብሽፍትነት እንደተሃናኾተ ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ እዩ።

ትግራይ፣ ብሓይለይ ሓይልኻ ዝግዛእ ዝነበረ፣ ሕጊ ኣልቦ፣ ቦታ ሽፍትነትን ገበንን እዩ ኔሩ። ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ፣ ከም ወዮ ካብ ብሱል ጥር ኣይሰኣንን ዝበሃል፣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ገበን ዝፈጸመ ሰብ መረብ ሰጊሩ፣ ኣብ'ታ ጫካ ገበነኛታት ሸፋቱ ዝነበረትን ዘላን ትግራይ ዝዕቆብ ዝነበረ። ብኸምኡ ድማ ኢና ዓበይቲ ወለድና "እከለ ሰብ ቀቲሉ መረብ ሰጊሩ ናብ ትግራይ ሰጊሩ ምስ ከደ፣ ብኡ ጌሩ ምስጠፍአ፣ ክሳብ ሎሚ ደሃዩ የለን" ክብሉ ንሰምዖም። ብሓጺሩ፣ ትግራይ፣ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዝተፈላለየ ገበናት ንዝፈጸሙ ሸፋቱ፣ ውሕስቲ መዕቆቢት በዓቲ (safe sanctuary) እያ ኔራ።

ክንጀው ሩባ መረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነብር ህዝቢ ከም'ቲ ናይ ትግራይ "ጣቢያታት" ፋሕ ጭንግራሕ ኢሉ ዘይኮነ፣ ብጥርኑፋት ዓድታት ተጠርኒፉ፣ ብጭቃ ዓድታትን ምስሌነታትን ዝነባበር ዝነበረ ተሰረዓይን ስልጡንን ህዝቢ እዩ። ነፍስ ወከፍ ዓዲ፣ እትንገደሉ፣ ናታ ዝኾነ ዓመታዊ በዓል ንግደት እትጽንብል እያ። ስግር ሩባ መረብ፣ ኣብ ትግራይ ግን ጭቃ ዓድታትን ምስሌነታትን ኣይነበሩን። ኣጋይሽ ዝእንገዱሉ "ንግደት" ዝበሃል ከም ኣምር እውን ክሳብ ለይቲ ሎሚ ኣይፍለጥን እዩ!

ኣብ ትግራይ፣ "በበይ እዩ መረባኻ" ደኣ'ምበር፣ "ኣበይ እዩ ዓድኻ" ተባሂሉ ኣይሕተትን እዩ!

ክንጀው ሩባ መረብ (ኣብ ኤርትራ)፣ ሓሶት፣ ቅትለት፣ ስርቂ ጥሪት፣ ስርቂ ኣእካልን ሓሰርን፣ ካብ ሓዳርካ ወጻኢ ምዝማውን ምውላድን፣ ጥልመት፣ ብሓሶት ማሕላ፣ ብሓሶት ምምስካር ወዘተ. ብሕብረተሰብ ኤርትራ ኣዝዩ ጽያፍን ክሳብ መውስቦ ዘኸልክል መቕጻዕቲ (sanction) ዘስዕብን እዩ።

መረብ፣ ከም ሩባ ዓንሰባ፣ ከም ሩባ ባርካ፣ ከም ማይ ኣድከሞም፣ ወሓዚ ማይ ጥራይ ኣይኮነን!

መረብ፣ ከም ማይ ሸገሊ፣ ከም ሩባ ሓዳስ፣ ከም ሩባ ፈልከት፣ ከም ሩባ ሕዳይ፣ ወሓዚ ማይ ጥራይ ኣይኮነን!

መረብ፣ ከም ሩባ ዑበል፣ ከም ሩባ ማይ ተኸላ፣ ከም ሩባ ቀሺ ወይኖ፣ ከም ማይ ፈለጋ፣ ከም ማይ ሳግላ፣ ወሓዚ ማይ ጥራይ ኣይኮነን!

መረብ፣ ከም ጻዕዳ ቐላይ፣ ከም ማይ ነጠባ፣ ከም ማይ ቖቓሕ፣ ከም ሩባ ዓሊገደ፣ ወሓዚ ማይ ጥራይ ኣይኮነን!

መረብ፣ ናይ ዘበናት ሓጹር እዩ! መረብ መንደቕ እዩ! መረብ ዘይድፋእ ደጎል እዩ!

መረብ፣ ጥንታዊ መፍለዪ መስመር ሕጊ እንዳባን ሕጊ ኣልቦነትን እዩ። መረብ፣ መፍለዪ መስመር ሓቅን ሓሶትን፣ መፍለዪ መስመር እምነትን ጥልመትን እዩ! ብሓጺሩ፣ መረብ፣ ወሓዚ ሩባ ጥራይ ዝመስለካ እንተሊኻ፣ ተጋጊኻ ኣለኻ።

ሰበይ!
መረብ፣ ከም'ቲ ናብ ንግደት ዓደቦኻ ወይ ዓዲ ኣዴኻ ክትከይድ ከለኻ እትሳገሮ ተራ ሩባ ኣይኮነን!

መረብ፣ መፍለዪ ትእምርቲ ስነ-ኣእምሮኣዊ ኣቃውማ (Psychological make-up) ህዝብታት እዩ።

ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ ኣብ ስግር መረብ ራማ ዘሎ ትግራዋይ፣ ኣብ ክንዲ ምስ ኣብ ዓይላ ጉንደት/እንዳገርግስ ዘሎ ኤርትራዊ፣ ብዝያዳ ምስ ኣብ እንደርታ ከባቢ መቐለ ዘሎ ትግራዋይ ብስነ-ኣእምሮኣዊ ኣቃውማ (psychologically) ዝመሳሰል።

Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

Re: Mereb River is not just a river. It is a more of a psychological and cultural dividing line!

Post by Hameddibewoyane » 31 Jul 2021, 17:56

:lol: :lol: :lol: :lol:

Post Reply