Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ሓላፊ መንገዲ ( በሊሕ ሰብ ) ፥ ዓቢ ዓዲ እንከለካ ዓባይ ትግራይ ምምናይ ዘድሊ ለኾነይ ። ( ስለምንታይ በሊሕ ሰብ ከም ዝበልናዮ ኣቲኹም ረኣዩ ። )

Post by Abe Abraham » 28 Jul 2021, 10:52

ብልሒ ተምቤናይ ኣይተ ሓላፊ መንገዲ ወዲ ዋሻ/ባዓቲ ሃገረ ሰላም



ሓላፊ መንገዲ ከም ፈርዲናንድ ማጀላን ዓለም ክኾልል ከም ዝደለየ ብዘምስል ካርታታት ክስእል ትዝክርዎ ዶ ? በሉ ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ዛዕባኡ ኔሩ ! ተጋሩ ኩሉ ብረት ናይ ኢትዮጵያ በብሓደ ናብ ትግራይ ከግዕዙ ኣለዎም ። ኣብ ርእሲኡ ሓይሊ ኣየር ናይ ኢትዮጵያ ካብ ደብረ ዘይት ናብ ቲክራይ ክነስግሮ ኣሎና ይብል ኔሩ ።

እቲ ብረት ላይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ኻው ኤርትራ ክሕልወና ብልብል ምስምስ ላው ትግራይ ግዒዙ ። ላይተን ነፈርቲ - ብምሉአን ኸም በሊሕ ኣይተ ሓላፊ መንገዲ ልሓሰብዎ - ላብ ትግራይ ምውሳድ ግን ለይተገብረይ ። ገመል ሰሪቕካ ግምቡሕ ግምቡሕ ምውባል ስለ ለይከኣል ነፋሪት ሰሪቕካ ላው ኣየር ብርር ብርር ምውባል ለይኻኣልይ ስለ ልኾነ ። ግን ኩሉ ኣይተ ሓላፊ መንገዲ ልሓሰብዎ ላው ግብሪ ክውዕል ዋላ እንተለይከኣለይ ልብልሖም ዋላ ቁንጣሮ ለይቅንስይ ።



ኣታዮ ይላገጽ እየ እኔአኹ ። ብኡነት ልኣይተ ሓላፊ መንገዲ ልንእድ ለለኹ ኻይመስለኩም !!!