ትግራዋይ እንታይ ከም ዝመጽኣ ስለዝፈለጠት ከብዳ ሓቊፋ ትኸይድ ኣላ ። ካብ ቀደም ካብ መሬት እንዳ ኣማትኩ ውጽኡ ተባሂሎም ኣብዮም። ሕጂ ሰብ መሬት መሬቶም ወሲዶም ንትግራዋይ .........
Posted: 25 Jul 2021, 20:45
ትግራዋይ እንታይ ከም ዝመጽኣ ስለዝፈለጠት ከብዳ ሓቊፋ ትኸይድ ኣላ ። ካብ ቀደም ካብ መሬት እንዳ ኣማትኩ ውጽኡ ተባሂሎም ኣብዮም። ሕጂ ሰብ መሬት መሬቶም ወሲዶም ንትግራዋይ ንዘልኣለም ዘይርስዖ ኣስተምህሮ ኣብ ምሃቡ ይርከቡ።