Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ጻድቃን ገብረ-ትንሳኤ፥እዚ ኩሉ ንርእዮ ዘሎና ፍንጥሪዕን ፈጥፈጥን ናይ ትንፋሳ ትሓልፍ ዘላ ትግራይ እዩ ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ስዩም መስፍንን ኣባይ ጸሃየን ዝረኣናዮ እዩ ። ቅድሚ ብጸላኢ....

Post by Abe Abraham » 18 Jul 2021, 22:34

ጻድቃን ገብረ-ትንሳኤ ፥ እዚ ኩሉ ንርእዮ ዘሎና ፍንጥሪዕን ፈጥፈጥን ናይ ትንፋሳ ትሓልፍ ዘላ ትግራይ እዩ ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ስዩም መስፍንን ኣባይ ጸሃየን ዝረኣናዮ እዩ ። ቅድሚ ብጸላኢ ትግራይ ብከም በዓል ኣነ ዝኣመሰሉ ደቃ ኢያ ተሓሪዳ ። ብዓቕሊ ጽበት ዝኣክል ትግራይ ምስ ኩሉ እና ተናጎጸት ሓንሳብ ናብ ምድሪ ኣምሓራ ሓንሳብ ድማ ናብ ምድሪ ዓፋር እንተ ኣበለት ኣብ መወዳእታ ዘፍ ኢላ ንሓዋሩ ክተዐርፍ ኢያ ። ዓቕሊ ጽበት ዘይገብሮ ዘይብሉ ይብሉ ኣቦታትና ።

ዘይሓልፈላ መስኪነይቲ ትግራይ !!




Post Reply