Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

sesame
Member+
Posts: 5940
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

Re: "ኣብ ትግራይ ዝመጽእ ለውጢ መዛዘሚኡ ኣብ ናይ ሻዕብያ ስዕረት እዩ" ኣቶ በየነ ገረዝግሄር - ኣቦ-ወንበር ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን

Post by sesame » 17 Jul 2021, 17:29

What an idiot. He is saying that the defeat of Tigray will be the defeat of Eritrea. How can that be? Would someone tell this moron to get rid of that hairdo, he looks like a fara Agame!

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: "ኣብ ትግራይ ዝመጽእ ለውጢ መዛዘሚኡ ኣብ ናይ ሻዕብያ ስዕረት እዩ" ኣቶ በየነ ገረዝግሄር - ኣቦ-ወንበር ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን

Post by Zmeselo » 17 Jul 2021, 17:36

መዛዘሚ የብሉን ማለትዩ እምበር፡ ሻዕቢያ'ድኣ ኣመሪካ ብዓቢኣ'ኳ ዘይከኣለቶም፡ ሓቂ ተሓንጊጦም ስለዝጓዓዙ።

sarcasm wrote:
17 Jul 2021, 17:15

Cartmann
Member
Posts: 522
Joined: 06 Sep 2018, 16:36

Re: "ኣብ ትግራይ ዝመጽእ ለውጢ መዛዘሚኡ ኣብ ናይ ሻዕብያ ስዕረት እዩ" ኣቶ በየነ ገረዝግሄር - ኣቦ-ወንበር ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን

Post by Cartmann » 17 Jul 2021, 18:00

"ኣብ ትግራይ ዝመጽእ ለውጢ መዛዘሚኡ ኣብ ናይ ሻዕብያ ስዕረት እዩ"

ኣብ ትግራይ ደኣ ለውጢ መጽእዩ እዩ እኮ፡
ማለሊት ብደንጎላ ተሶጒጓ ናብ መቐለ ሃዲማ።
ካብ መቐለ ኤሌክትሪክ ጨቢጣ ናብ ደደቢት ፈርጢጣ።
ኣብ ደደቢት ኣረግቶት ማለሊት ኣብታ በዓቶም ተቐቢሮም።
ዝተረፈት ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ጭንግራሕ ኢላ ሸኾርተት ትብል ኣላ።
ብሓጺሩ ማለለሊ ንኤርትራ ዝገዓተታ ስሚ በሊዓ ጋሕ ኢላ እያ።

ካርትማን ሓውኻ ስሱዕ ኣይኮንኩን፣ ካብዚ ዝዓቢ ለውጢ የለን።
እዚ ሓውና ኸኣ ገና ተጠቓማይ ናይ ጎደና ተሌፎን እዩ ዝመስል እሞ፣ ዘሰምዐ ከይከውን እዛ መልእኽቲ ኣብጽሓሉ።


Post Reply