Breaking News : Memhir Gebre-kidan Desta dismayed at the use of the name of Alula Aba Negga by TPLF.
" እዚ ሕጂ ንርእዮ ዘለና በዝይን በትይን ዝግበር ዘሎ ቶግ ቶግን ሳዕስዒትን ዳንኬራን ብስም ጅግና ኣሉላ ኣባ ነጋ ዝጽዋዕ እንተ ኾይኑ ጽባሕ ንግሆ ዝኾነ ትግራዋይ በዓል ሓዳር ምስ ሰበይቱ ምስ ዝበኣስ ነቲ ባእሲ ከም ውግእ ዓድዋ ጌሩ ዘይገልጸሉ ምኽንያት የብሉን ። ተጋሩ ተጠንቀቑ ታሪኽ ኣይተባላሽዉ ። ንስዩም መስፍን ምስ ሓጸይ ዮሃንስ ዘዋዳድሩ ሰባት ከም ዘለዉ ሰሚዐ ኣለኹ ። "
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Breaking News : Memhir Gebre-kidan Desta dismayed at the use of the name of Alula Aba Negga by TPLF.
Tegaru do not like to listen to the words of wise people. I do not know why. Some blame IQ-63, how true is that ?