-
- Member
- Posts: 2977
- Joined: 10 Mar 2016, 11:47
ሕጂ ድማ ጀሚሩዎም አዞም ሓሰውቲ ሕሶት ዘይምነዎም ካድረታት ዝሞተት ማለሊት ዓድዋ።
ኣንታ አንታይ ዓይነት ዘይሓፍሩ ዘርኢ መርገም አዮም አዞም ሰባት። ወግሐ ጸብሐ ኣሻሓት ናይ አርትራን ኣምሓራን ሰራዊት ቀቲልና ክብሉ አኮ የዕንትናን አዝንናን አኮ ኣጽሚሞሙና። ጭብጢ ኣምጽኡ አንተበልካዮም ድማ ናይ ቀደም ስአልን ቪድዮን አንዳምጽኡ ሰብ ኣዋሪዶም። ዓያሹ ዲና መሲሉዋም? ኣየ ከም ቀደም ይምድስለክን ውሕጅ ይወስደክን፡ ማለሊታውያን ስራክንን ሽጣራኽንን ገጢምናክን ኢና ሎምስ።