Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
JudgementDay1234
Member
Posts: 2966
Joined: 10 Mar 2016, 11:47

ሕጂ ድማ ጀሚሩዎም አዞም ሓሰውቲ ሕሶት ዘይምነዎም ካድረታት ዝሞተት ማለሊት ዓድዋ።

Post by JudgementDay1234 » 22 Jun 2021, 13:56

ኣንታ አንታይ ዓይነት ዘይሓፍሩ ዘርኢ መርገም አዮም አዞም ሰባት። ወግሐ ጸብሐ ኣሻሓት ናይ አርትራን ኣምሓራን ሰራዊት ቀቲልና ክብሉ አኮ የዕንትናን አዝንናን አኮ ኣጽሚሞሙና። ጭብጢ ኣምጽኡ አንተበልካዮም ድማ ናይ ቀደም ስአልን ቪድዮን አንዳምጽኡ ሰብ ኣዋሪዶም። ዓያሹ ዲና መሲሉዋም? ኣየ ከም ቀደም ይምድስለክን ውሕጅ ይወስደክን፡ ማለሊታውያን ስራክንን ሽጣራኽንን ገጢምናክን ኢና ሎምስ። :lol: