Page 1 of 1
Re: የአዲግራት መረጃ!
Posted: 22 Jun 2021, 11:47
by sebdoyeley
Re: የአዲግራት መረጃ!
Posted: 22 Jun 2021, 12:36
by Hameddibewoyane
ሎሚ ረፋድ ቐንጠብ-ጠበኛ ኣሸባሪት ጉጅለ ሕወሓት ናብ ከተማ ዓዲ-ግራት ገጻ ምቕልቃላ ተሰሚዑ ኔሩ'ዩ። ከላሽናት ሰማይ-ሰማይ እናተኮሰት'ውን፡ ህዝቢ ክትርብሽ ጀሚራ ኔራ'ያ። ግና፣ እቲ ነቲ ከተማ ሓዲጉ ወጺኡ ዝነበረ ሰራዊት ኤርትራ፡ ብቕጽበት ናብ ከተማ ዓዲ-ግራት ክውሕዝ'ዩ ተራእዩ። "ሻዕብያ መጺኦም" ዝሰምዐት ኣሸባሪት ጉጅለ ሕወሓት፡ ትንፋስ ብዘይ-ህብ ፍጥነት ፈሲ ዓብሉኻ ክትመላጠት ዝተዓዘቡ ሻዕበኛታት፡ እግሪ-እግራ እናስዓቡ ይቕርስምዋን ድራር ኣሞራ ይገብርዋን ምህላዎም ጽጹይ ሓበሬታ ኣሎ። ብኻልእ ኣበሃህላ፣ ኣባላት ግብረ-ሽበራ ሕወሓት፡ ብሰራዊት ኤርትራ ይጅፍዑ ኣለው ማለት'ዩ። " ዓዲ ግራት'የ! ብደም ግብረ-ሽበራ ሕወሓት ጨቀወት'የ!" እናተባህለ ክድረፍ'ውን ጀሚሩ ኣሎ።
Re: የአዲግራት መረጃ!
Posted: 22 Jun 2021, 14:03
by pushkin
Re: የአዲግራት መረጃ!
Posted: 22 Jun 2021, 14:15
by lil kogne
Re: የአዲግራት መረጃ!
Posted: 23 Jun 2021, 06:45
by Weyane.is.dead