Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Halafi Mengedi
- Senior Member+
- Posts: 45799
- Joined: 30 May 2010, 23:04
Post
by Halafi Mengedi » 19 Jun 2021, 18:07
Tsen'at Media ፅንዓት ሚድያ
Tsen'at Media ፅንዓት ሚድያ
2 hours ago
ውፅኢት ክሳድ ዕፆ!
ብሽም ኣፍሪካዊ ጀነራል ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ ዝተሰየመ ወፍሪ!
ሓደ [ወጀራት]
ካብ ዓዲ መስኖ ክሳብ ሕዋነ ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ትግራይ ኸቢቡ ከላህዮም ውዒሉ።
ክልተ [ኣልዓሳ]
ውሑድ ሰራዊት እዩ ዘሎ፣ ብቐሊሉ ክትቆፃፀርዎ እትኽእሉን ትማሊ ዘዳኸምናዮምን እዮም’ ተባሂልና ኢና መፂእና ዝበለ ሰራዊት ኢ*ትዮጵያ፣ ሒዝዎ ዝነበረ ኣፅዋር ኣታዊ ብምግባር፣ ምሩኽን ቁሱልን ኮይኑ ኣሎ።
ሰለስተ [ሰየምቲ]
ካብ ሩባ ሰየምቲ ክሳብ ዳውሱራ ዝነበረ ሜካናይዝድ ሓይሊ ፀላኢ ስዕረት ገጢምዎ ሙሉእ ንብረቱ ሰራዊት ምክልኻል ትግራይ ተቐቢልዎ ኣሎ።
ኣርባዕተ [ዝተፈላለዩ ቦታታት]
* እንዳባጉና
* ደደቢት
* ገረብ ኣገዉ
* ፍየል ውሃ ተመሳሳሊ መጥቃዕትታት ኣሎ።
ናይ ሎሚ ዓወት #ዕጥቅና #ካብ #ፀላእትና መሰረት ዝገበረ እዩ ነይሩ።
መዳፍዕ፣ ዲሽቃ፣ ሞርታራት፣ ዴፓታት ጥይትን ርክባት ሬድዮን ተማሪኹ ኣሎ።