Page 1 of 1

ሓላፊ መንገዲ ንሳርኮ ፥ ኣታዮ ሳርኾ ! ስምኻ ሳርካዝም ኾይኑ እምበይ ሲርየስ ምስ ወሰድኩኻ ኔረ ። ኣነ ትግራዋይ ብልመውት ኻይተረፈ ትሕጭጭን ትላገጽን ለሎኻ ኾይንኻ ኢኻ ትረኣየኒ ።

Posted: 19 Jun 2021, 10:14
by Abe Abraham

ሓላፊ መንገዲ ንሳርኮ ኣታዮ ሳርኾ ! ስምኻ ሳርካዝም ኾይኑ እምበይ ሲርየስ ምስ ወሰድኩኻ ኔረ ። ኣነ ትግራዋይ ብልመውት ኻይተረፈ ትሕጭጭን ትላገጽን ለሎኻ ኾይንኻ ኢኻ ትረኣየኒ