Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
JudgementDay1234
Member
Posts: 2977
Joined: 10 Mar 2016, 11:47

ትግራይ ተሳዒራ'ስ ን 1000 ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሳን ሕቆኣን አግራን ተሰቢራ ተሎኽሲሳን ኣላ። "ተሳዒሮም ከይብሉ'ስ ይግባይ ይብሉ" አዩ ነገሩ።

Post by JudgementDay1234 » 18 Jun 2021, 21:38

ሓሰውቲ ፈራሓት ህወሓት ማለሊታውያን። ተሳዒርና ከይብሉ'ስ ይግባይ ይብሉ። ተሳዒርኩም ዘይኮነ'ስ መስሓቅ ሸራፋት ኮንኩም። ሕጂ ከኣ ንድኻታት ቆልዑ ትግራይ ዳግም ከተቅትሉ ፈንጠርጠር ትብሉ ኣለኹም። ንርአስኹም ከም ኣንጭዋ ኣብ ጎቦታት ተንበን ተሓቢ አኩ'ሲ ቆሎውዕ ክሞትልኩም ትምነዩ ኣአኹም። ኣንታ ወረ ቁሩብ ኣይተሓፍሩን ዲኹም?