Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

መመኽነይታ ዝተወደኦ ትግራዋይ ብደቂ-ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቅድሚትን ናይ ድሕሪትን ጭራታቱ ስኢኑ !!

Post by Abe Abraham » 18 Jun 2021, 12:21

ሓደ ግዜ ሓደ ተንከባላላይ ናብ ሪስቶራንተ ኣትዩ መግቢ ጠሊቡ ፕሪሞን ሴኮንዶን ምስ ወደአ ነቲ ካማሬሮ ጸዊዑ " ኣታዮ ሻልሸይቲ መረቕ ኣምጽኣለይ ይብሎ " ። እቲ ኣሰላፊ መረቕ ኣምጺኡሉ ስርሑ ክገብር ምስ ከደ እቲ መጥላዕላዒ ሰባር ማኪና ካብ ጅባኡ ዝተቐትለት ኣንጭዋ ኣውጺኡ ናብ እቲ ጠለብ ዝሓዘ ስኮዴላ ኣጥሒሉ ኣብ ኣውያት ይኣቱ ። ኣታዮ እንታይ ደኣ ኰንካ ምስ ተባህለ " ኣብ ስኮዴላይ ልመተት ኣንጭዋ ጸኒሓትኒ " ኢሉ ምስ ተጣርዐ ሰብ ሪስቶራንተ ይቕረታ ሓቲቶም ዋጋ ናይ ፕሪሞን ሴኮንዶን ቴርሶን ከይ ኣኽፈሉ ኣፋንየሞ !!

ተንከባላላይ ከም ልማዱ ከም ዝበሃል ነቲ ሽጣራ ዓካመ ኣብ ካልኦት ክልተ ሪስቶራንተታት ፈቲኑ ተዓዊቱ ኣብ ሳልሰይቲ ግን ዘይተጸበያ ኣጓነፈቶ ፥ መረቕ ምስ ሓተተ መረቕ የለኹን ኢላ ! መጥላዕላዒ ሰባር ማኪና ናይ ፕሪሞን ሴኮንዶን መኽፈሊ ስለ ዘይነበሮ ዓቕሉ ብልጸወዎ " ኣታዮ በይዛኻ ! መረቕ እንተ ለይተገንዩ ለዛ ኣንጭዋ ላበይ ደኣ ከእትያ " እላ በለ በኽዩ ። ሰራሕተኛታት ሪስቶራንተ ካልእ ዝገብርዎ ነገር ስለ ዘይነበሮም ፖሊስ ጸዊዖም ናብ እንዳ መረቕ ሰዲደሞ !!

እሞ ሕጂ ተንከባላላይ ለሕዋቱን ኣዝማዱን ደቂ-ኣንስትዮ ኣው ተምቤን ዓሚጹ ኸመይ ጌሩ እማ እዩ ኣማኻንዩ ካብ ብዓርሱ ልኣተዮ መጻውዎ ልወጽእ ? " ኣታዮ ሓላፊ መንገዲ ፡ ሎምስ ከኣ ... ሕዝይ ምስ ጓል ....ጽያፍ እላ ገበርካ ላው ገዛ እላ ረኣናካ ከይሓፈርካ ኣነ ሓላፊ ኣይኮንኩን ሻዕውያ እየ ክትብለና ? ሻዕውያ ደኣ ስራሓውቶም ወዲኦም ላብ ሃገሮም ተመሊሶም እንእዮም ። ሕዙይ ምምኽናይ ኣብቂዑ እዩ ። ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቅድሚትን ናይ ድሕሪትን ጭራኻ ክቖርጻልካ እየን ። ሓዝኦ...ሓዝኦ..ኣይ!! ኣይ!! ኣይ !!