-
- Senior Member
- Posts: 12605
- Joined: 27 Jan 2007, 16:30
- Location: Kaliti
- Contact:
Must See!Stolen bottled water from Tigray used for the official ceremony of the coronation of the new Eritrean Patriarch
ዕሹግ ማይ ስፓ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ
---------------------------------------
ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ካብ ትግራይ ዝተሰረቐ ንብረት ከይትሕዙ/ከይትገዝኡ ኢላ ኣዊጃ ምናባራ ይዝከር። እቶም ሓዱሽ ዝተሾሙ ጳጳስ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራን ኣቕሽቶምን ግን ካብ ትግራይ ዝተሰረቐ ወይ ድማ ዝተወሰደ ዕሹግ ማይ ስፓ/Spa ኣብ ብዓለ-ሽመቶም እናሰተዩ ይርኣዩ። ማይ ስፓ ኣብ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝዕሸግ ዝነበረ ኮይኑ፣ ቅድም ኢሉ ብሰራዊት ኤርትራ ከምዝተዘመተ ድማ ይዝረብ ነይሩ። ኣብዚ ሕዚ ግዘ ኣብ መንጎ ትግራይ ኮነ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ዝፍለጥ ሕጋውን ዕላውን ንግዲ የለን።
ኣኽሱማይት ሚዲያ
07 ሰነ 2013 ዓ/ም