In his hometown (Ulriksdal), today:
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Alex did great, today!
In his hometown (Ulriksdal), today:
Last edited by Zmeselo on 14 Jun 2021, 19:07, edited 1 time in total.
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Alex did great, today!
ኢሳቅ ከምዚ ኮረንተ ዓይነት እዩ ። ምንጥል ውስድ ጥሕስ ቡምምምም! ሽወደን ጽቡቕ ጌሮም ብጉርሕን ብብልሕን ተጻዊቶም ። ኣብ'ቲ ኣድላዪ ግዜ በርቃዊ መጥቃዕቲ እንዳ ፈነዉ ማለት እዩ ።
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Alex did great, today!
ልክዕ ኣለኻ! ብሕልፊ ምስ ከምበዓል Spain: ኩዑሶ ኣብ ሞንጎኦም ነዊሕ ክቀባበልዋ ዝኽእሉ: ከምኡ ክትገብር ኢኻ ዘላትካ ሓንቲ ዕድል:: Alex ድማ ዕድሚኡ ርኢኻ: ሓላፍነቱ ብጽቡቕ ተሰኪሙ:: ኣብ መበል 68 ደቒቕ ምቕያሩ: ብዙሕ ሰብ ኣይተሓጎሰን::Abe Abraham wrote: ↑14 Jun 2021, 19:07ኢሳቅ ከምዚ ኮረንተ ዓይነት እዩ ። ምንጥል ውስድ ጥሕስ ቡምምምም! ሽወደን ጽቡቕ ጌሮም ብጉርሕን ብብልሕን ተጻዊቶም ። ኣብ'ቲ ኣድላዪ ግዜ በርቃዊ መጥቃዕቲ እንዳ ፈነዉ ማለት እዩ ።