በረሀ ከወጡ የጁንታ ደጋፊዎች የዓድዋ እና ተምቤን ወጣቶች ተጣልተው እርስበርሳቸው በጥይት እና ቦንብ ተጫርሰው እንዳለ ሙትና ቁስለኛ ሆኑ
************
አብ በረኻታት ተምቤን
ደቂ ዓድዋ እና ደቂ ተምቤን ብጥይት ተናፊሖም።
ነፋሐቲይ ድማ ደቂ ተምቤን እዬም።
መልዓሊ እቲ ነገር ደሞ ደቂ ተምቤን ንቅድሚት ተሰለፋ እንትበሃሉ ደቂ ዓድዋ ድማ ብድሕሪት እናሰለፍዎም ንዑ ንስኻትኩም ንቅድሚት ተሰለፋ ኢሎሙዎም እምቢ ምስ በልዎም አፈ ሙዝ ተምቤናይ ንዓድዋታይ ተደቂኑ ብዙሐት ደቂ ዓድዋ ከምዝሞቱ ይንገር አሎ።
ብድሕሪ እዙይ ድማ ደቂ ተምቤን ካብ ኸባቢ ተምቤን ውፁኡልና ክብሉ ንጄነራል ምግበይ ብጥብቂ አፍሊጦሙዎ አለው። This was first posted by wedi today.
-
- Senior Member+
- Posts: 33304
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04