Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
sesame
Member+
Posts: 5928
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

መራሕቲ ወያነ፡ በዓል ደብሪጹ፥ ኣብ ጕድጓድ ሰፊሮም፡ ከም ኣናጹ፥ ምስ ተቐንጸሉ፡ ዓጋመ ከይቀብጹ፥ ይጕሓፍ ሬስኦም፡ ርእሶም ተቖሪጹ። Only Agames Cut Heads of Leaders

Post by sesame » 06 Jun 2021, 14:02

መራሕቲ ወያነ፡ በዓል ደብሪጹ
ኣብ ጕድጓድ ሰፊሮም፡ ከም ኣናጹ
ምስ ተቐንጸሉ፡ ዓጋመ ከይቀብጹ
ይጕሓፍ ሬስኦም፡ ርእሶም ተቖሪጹ።

ጻድቃን'ስ ኔርዎ፡ እኹል ተመክሮ
እቲ ገንጋን ርእሱ፡ ዝመስል ዕትሮ
ኣብ ክንዲ ሓሪጭ፡ ሓንጎል ተዝነብሮ
ውርደት እግሪ መኸል፡ እንተዝዝከሮ።

ናይ ዓጋመ ነገር፡ ዓለም ኢዩ ዘደንጹ
ከም ኣድጊ ዝንከባለሉ፡ ክረኽቡ ዝደናገጹ
ክጸግቡ ከለዉ፡ መሬት ዘይረግጹ
ክጠምዩ ከለዉ፡ ምሽክንክን ዝመርጹ።

sesame
Member+
Posts: 5928
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

Re: መራሕቲ ወያነ፡ በዓል ደብሪጹ፥ ኣብ ጕድጓድ ሰፊሮም፡ ከም ኣናጹ፥ ምስ ተቐንጸሉ፡ ዓጋመ ከይቀብጹ፥ ይጕሓፍ ሬስኦም፡ ርእሶም ተቖሪጹ። Only Agames Cut Heads of Leader

Post by sesame » 06 Jun 2021, 22:27

I just can't have enough of this song. This version has the lyrics. Enjoy!

ዓጋመ ተጎዝጒዝካ መዓስ ኣሎ ድቃስ።

ስለዚ ምእንቲ ክንድቅስ ዓጋመ ህቖኦም ክስበር ኣለዎ። ዳግማይ ክምዘይት ስኡ።



Post Reply