Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Justice Seeker
Member
Posts: 3530
Joined: 09 Jul 2017, 23:35

ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by Justice Seeker » 31 May 2021, 17:31

እቲ መዐቀኒ ዘይብሉ ጭካነ ዝተረግመ ውልቀመላኺ ግን ዋላ‘ውን ድሕሪ ምዕራፉ፡ ከም ዕጫ ናይዝጊ ክፍሉ ሬሳ ንዓዱ ከይኣቱ ከልኪልዎ ከም ዝርከብን፡ ስድራቤቱ ድማ ተሻቒሎም ምህላዎምን ሰሚዕና ኣለና።

Justice Seeker
Member
Posts: 3530
Joined: 09 Jul 2017, 23:35

Re: ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by Justice Seeker » 31 May 2021, 18:01

እዞም ኣብ ደገ ኮይኖም ሳላ መንግስቲን ፕረዚደንትናን ዝብሉ ከምኒ ኣምባሳደር ስቲፋኖስ ብርኖን ኣምባሳደር በየነ ርእሶምን ዝኣመሰሉስ ሕጂ ይስቆሮም ዶ‘ኾን ይኸውን? ክንደየናይ!
:mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:

Justice Seeker
Member
Posts: 3530
Joined: 09 Jul 2017, 23:35

Re: ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by Justice Seeker » 31 May 2021, 18:52

ብዝኾነ እቲ ክቡር ባህልናን ክብረትናን ንሕና ኤርትራውያን ኣይንርስዕን ኢና‘ሞ ንዝሞተ ሰብ ኣይትኽሰስ እዩ ነገሩ ስለዚ ንኣምባሳደር ኣርኣያ መንግስተ ሰማይ ንመላእ ስድራቤቱ ድማ ጽንዓት ይሃብ ንብል

sarcasm
Senior Member
Posts: 10186
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

Re: ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by sarcasm » 31 May 2021, 19:10

ዝተጠቐምካሉ ኮንዶም ደኣ'ሞ ኣብ ጁባኻ'ዶ ይእቶ ኾይኑ? ኣብታ እንዳ ጎሓፉ'ዩ 'ምበር! ብሓደ ወገንሲ፤ ሓሪፍ ጌሩ'ዩ ዝፈልጠን እዘን ኮንዶማት!

Justice Seeker
Member
Posts: 3530
Joined: 09 Jul 2017, 23:35

Re: ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by Justice Seeker » 31 May 2021, 19:27

sarcasm wrote:
31 May 2021, 19:10
ዝተጠቐምካሉ ኮንዶም ደኣ'ሞ ኣብ ጁባኻ'ዶ ይእቶ ኾይኑ? ኣብታ እንዳ ጎሓፉ'ዩ 'ምበር! ብሓደ ወገንሲ፤ ሓሪፍ ጌሩ'ዩ ዝፈልጠን እዘን ኮንዶማት!
:mrgreen: :mrgreen: ሰብኩም ኣለልዩ እዩ ነገሩ!ይርዶም ዶ እዞም ጥሪት ህግደፍ ?

Tog Wajale E.R.
Member+
Posts: 9947
Joined: 31 Oct 2019, 15:07

Re: ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by Tog Wajale E.R. » 31 May 2021, 20:00

We Put The Dedebit Woorgach Agga*me Tigrayian Back To Stone Ages.

Bissbiss Shettattam Agga*me Mighty Amara People Will Rule Tigrai Next 1000 Years To Come. Go Figure Bissbiss Shettattam Agga*mes.
We Are Not Done Yet Until We Make Tigrai Like Aleppo Syria. Go Figure.

euroland
Member+
Posts: 7935
Joined: 08 Jun 2018, 12:42

Re: ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by euroland » 01 Jun 2021, 13:56

Please wait, video is loading...
Justice Seeker wrote:
31 May 2021, 17:31

euroland
Member+
Posts: 7935
Joined: 08 Jun 2018, 12:42

Re: ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by euroland » 09 Jun 2021, 14:08

" ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።"
By, Justice Seeker aka Hassad Agame, the queen of Fake news

Justice Seeker wrote:
31 May 2021, 17:31
እቲ መዐቀኒ ዘይብሉ ጭካነ ዝተረግመ ውልቀመላኺ ግን ዋላ‘ውን ድሕሪ ምዕራፉ፡ ከም ዕጫ ናይዝጊ ክፍሉ ሬሳ ንዓዱ ከይኣቱ ከልኪልዎ ከም ዝርከብን፡ ስድራቤቱ ድማ ተሻቒሎም ምህላዎምን ሰሚዕና ኣለና።

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20615
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ሬሳ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ንኤርትራ ከይኣቱ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ከልኪሉ።

Post by Fed_Up » 09 Jun 2021, 19:03

አዬ እንዳ አጋመ:: ውርደት ዘይበኸተሎም:: ፎ!!

Post Reply