Page 1 of 1
From Neshnesh II happy hours: Enjoy!!!
Posted: 09 May 2021, 18:07
by Halafi Mengedi
Re: From Neshnesh II happy hours: Enjoy!!!
Posted: 09 May 2021, 19:18
by free-tembien
Re: From Neshnesh II happy hours: Enjoy!!!
Posted: 09 May 2021, 19:32
by eritrea
ኣብ ዝጥዕመካ እንዳ ተቐመጥካን ድመረጽካዮ እንዳ በላዕካን እንዳ ሰተኻንሲ ውፈር ምባል፡ ወረ ኣይትሓፍሩ እንዲኹም ወፈር እኳ ብነብስኻ ኢዩ ዝጅምር።
እንተ ትኻልእ ናይ ዓወት ሃተፍተፍ ግን ልቢ ግበሩ ጥራይ ኢየ ክብለኩም ዝፈቱ። ብኣቋጻጽሮኹም እኳ ብወገን ኤርትራ ጥራይ ዝመቱን ዝቘሰሉን ዳርጋ ሚሎን በጺሖም ይኾኑ ኢዮም ሎምስ። እቲ ከተርእይዎ ትኽእሉ መረጋገጺ ግን በጀካ ብረት ሒዞም ዝስዕስዑ መንእሰያትን ዕሸላትን እምበር ትርእይዎ መረጋገጺ ስጋብ ሕጂ ኣይተረኽበን።