ኣባ ማቲያስ ልብልኹም ጁንታዊ ፈላሲ
ቀደምስ ኔርኩም ቀዳሲ ወዳሲ
ቀደም ኔርኩም ናብ ቤተክርስትያን ገስጋሲ
እንተሎምን እሞ ኮይንኩም ወሓጢ ኮላሲ
ኡቱ ሰይጣን Sarcasm ዶ Aba ረኺቡኩም ለጓሚ ዓብሳሲ
ዓሚ ፈላሲ ሎሚ በዓል ጋዕሲ
ትመስሉና ኔርኩም ናይ አውነ ኣረጋዊ ወራሲ
እንተ ሎምን እሞ ኮይንኹም ፍፁም ከይሲ
አብ ክንዲ ዕርቂ ትፈትዉ ባእሲ
ኣብ ክንዲ መደብ ኣልጋ መደቀሲ
ፍርናሽ ተጠቒምኩም ኣብ ክንዲ ማእሲ
መን ረኸበኩም ፀያዊ ፈዋሲ
ኡቱ ሰይጣን Sarcasm ዶ Aba ደየበኩም ካብ እግሪ ናብ ርእሲ
ኡቱ ጁንታ yabello ዶ Thomas አስተየኩም መርዚ
ፆም ኮነ ስዕረት ድራርኩም ጥብሲ
ቀትሪ ምሳሕኩም ሓሾት ምስ ስልሲ
ንጉሆ ቁርስኹም ሓውሲ
ኣብ ክንዲ ፀሎት ምሸት ምሸት ባእሲ
ኣብ ክንዲ ዳዊት ምሕዳርኩም ኣብ ዳንሲ
ጳጳስሲ ንህዝቡ ይምህር ይጓሲ
ጳጳስ'ዶ ይዓብድ ምድሪ እንክመሲ
አቢይ እኮ ኣሎ እዩ ቦንቃሪ ደምሳሲ
ገሃንም እኮ ኣላ ዘይተናሕሲ
ክርስቶስ እኮ ኣሎ ፈራዲ ከሳሲ
እንተረኺብኩም ገሳፂ ወቓሲ
እንካብ ስጋ ትሕሸኩም ነብሲ
ናብ ንስሓ ግበሩ መልሲ
ንስሓ እዩ መድሓኒት ኣባሲ፣
አባ ማቲያስ -- ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ