-
- Member
- Posts: 2977
- Joined: 10 Mar 2016, 11:47
ኣየ ተጋሩ ኣጥፋናኩም አርትራውያን ቀቢርናኩም አርትራውያን ኣስመራ ኣቲና ኩሉ ፈኸራ'ስ ብንፋስ በኒኑ ተሪፉ።
ጃህራን ፈኸራን ናይ ደርጊ ይገድድ አንተበልና'ስ ናይ'ዞም ተጋሩ ህወሓት ማለሊት ኡኮ ገዱዱና። ኣብ ባይታ አንተ ረኣኻዮም ግን ንባዕሎም ይሕብኑን ይሃድሙን ይህደኑን አዮም ዘለው።
-
- Senior Member
- Posts: 13623
- Joined: 27 Jan 2020, 23:15
Re: ኣየ ተጋሩ ኣጥፋናኩም አርትራውያን ቀቢርናኩም አርትራውያን ኣስመራ ኣቲና ኩሉ ፈኸራ'ስ ብንፋስ በኒኑ ተሪፉ።
Are you in harry to help you bury your master Isaias! Have patience! Tigrayans plan, prepare....prepare and execute it Swiftly and Precisely!