Page 1 of 1

ወያነ/ እንዳኣጋመ- ነጊርናኩም ኔርና... ሓዬ ተፈደሉ

Posted: 24 Apr 2021, 16:19
by Fed_Up

Re: ወያነ/ እንዳኣጋመ- ነጊርናኩም ኔርና... ሓዬ ተፈደሉ

Posted: 03 May 2021, 01:00
by Fiyameta

ሽርክነት - ሽርሒ ጉርሒ
ጉራ ታሕቲ - አየ ነፍሒ
ርአዮ በል - ተኾይኑ መፍትሒ
ጽገባ በል - ተኾይኑ መፍትሒ

ኮርዕካ ተኹርዕ ወዲ ሳዋ
አይተናሕስየሎም ሕጂ ይጽገቡዋ
ማይ'ዶ ጸባ አብሎም ክፍለጦም
ፈኸራ 'ምበር ቁም ነገር ዘይብሎም
ስዩም ክሳብ ዝብሉ 'ቶም ጎይተቶም
8) 8)