-
- Senior Member+
- Posts: 20617
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
-
- Senior Member
- Posts: 12657
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: ወያነ/ እንዳኣጋመ- ነጊርናኩም ኔርና... ሓዬ ተፈደሉ
ሽርክነት - ሽርሒ ጉርሒ
ጉራ ታሕቲ - አየ ነፍሒ
ርአዮ በል - ተኾይኑ መፍትሒ
ጽገባ በል - ተኾይኑ መፍትሒ
ኮርዕካ ተኹርዕ ወዲ ሳዋ
አይተናሕስየሎም ሕጂ ይጽገቡዋ
ማይ'ዶ ጸባ አብሎም ክፍለጦም
ፈኸራ 'ምበር ቁም ነገር ዘይብሎም
ስዩም ክሳብ ዝብሉ 'ቶም ጎይተቶም